ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ ማክሮ ኢኮኖሚ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት 2015 ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ ቀንዲ ቀንዲ ዓውዲታት ማክሮ ኢኮኖሚን ትልሚን ቀዳማይ ርብዒ ዓመት 2015 ዓ.ም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ግምገማ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሚኒስትር ገንዘብ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ዳይሬክተራት ኣፈፃሚ ስራሕ “ኣይ ኤም ኤፍ” ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥቅምቲ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ዳይሬክተራት ኣፈፃሚ ስራሕ ትካል ገንዘብ ዓለም ተዛቲዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ዳይሬክተራት ፈፀምቲ ስራሕ ኣይ ኤም ኤፍ ክዝቲ ዝኸኣለ÷ ጎድና ጎድኒ ኣብ ኣሜሪካ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማሊ ሃምዛ ዓብዲ ኣብ ከተማ ባህርዳር ኣብ ዝርከባ ትካላት ልምዓት ዑደት ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማሊ ሃምዛ ኣብዲን ልኡኾምን ምስ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ይልቃል ከፋለ ብምዃን ኣብ ባህርዳር ኣብ ዝርከባ ትካላት ልምዓት ዑደት ኣካይዶም። ኣብ ዑደቶም ድማ ብልዕሊ 1 ነጥቢ 4 ቢልዮን ብር ወፃኢ ዝህነፅ ዘሎ ተለዋጢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሞጆ 51 ቦምባ ምስ 4 ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ኣብ ከተማ ሞጆ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተጓዘ ዝነበረ 51 ቦምባን 4 ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። እቶም ዘይሕጋዊ ቦምባታት ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ሰዓት 11 ጀሚሩ ብዝተገበረ ክትትል ሓበሬታ ኣብ ከተማ ሞጆ ክተሓዙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተሳተፍቲ ጉባኤ ጣና ፎረም ኣብ ጣና ፓርክ ፈልሲ ተኺሎም Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥቅምቲ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተሳተፍቲ 10ይ ጉባኤ ጣና ፎረም ኣብ ጣና ፓርክ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣሳሊጦም። 10ይ ጉባኤ ጣና ፎረም ካብ ትማሊ ጀሚሩ ኣብ ከተማ ባህርዳር እናተኻየደ ይርከብ፡፡ ጎድና ጎድኒ እቲ ጉባኤ ድማ ተሳተፍቲ ኣብ ጣና ፓርክ ተረኺቦም መርሃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ዝተሃነፁ ማእኸላት መመገቢ ተምሃሮ ተመሪቆም Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ዝተሃነፁ 10 ማእኸላት መመገቢ ተምሃሮ ሎመዓንቲ ተመሪቆም፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ መደረ ዘስምዑ ምክትል ከንቲባ ኣዲስ ኣበባን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ኢንዱስትሪን ኢንተርፕራይዝን ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ከምዝገለፁዎ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተጀመረ ጉዕዞ ምዕባለ ንምዕዋት ኣብ ዓዉዲ ሕርሻ ዝስርሑ ዘለዉ ስራሕቲ ልዑል ረብሓ ኣለዎመም – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ፣ ኣፈ ጉባኤታት ቤት ምኽሪ ክልልን ፌዴሬሽንን ኣብ ዞባ ጅማ ወረዳ ሶንቦ፤ ብኩታ ገጠም ዝለምዐ ልምዓት ሩዝ ጎብንዮም፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ÷ ልምዓት ስርናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶ/ር ይናገር ደሴ ምስ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ትካል ገንዘብ ዓለም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዶክተር ይናገር ደሴ ካልኦት ገዛእቲ ማእኸላይ ባንኪ ኣፍሪካ ኣብ ዝተረኸቡሉ ምስ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ትካል ገንዘብ ዓለም ክርስታሊና ጆርጂዩቫ ተዛቲዮም። ኣብቲ እዋን ዘተ ብዛዕባ እዋናዊ ፀገማት ኢኮኖሚ ኣፍሪካ፣ ብፍላይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 15 መዓልቲ ባንዴራ ፅባሕ ክኽበር እዩ Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 15 መዓልቲ ሃገራዊ ባንዴራ ፅባሕ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ከምዝኽበር ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌደሬሽን ኣፍሊጡ። እቲ በዓል “ባንዴራና መግለፂ ብዝሃነትናን ዓምዲ ሉኣላውነትና እዩ!” ብዝብል መሪሕ ቃል እዩ ዝኽበር። እቲ በዓል እዋናዊ ኩነታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ክሳብ ህይወት መስዋእትነት ብምኽፋል ንምቅላስ ድልዋት ኢና-ተወለድቲ ትግራይ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ Desta Oct 15, 2022 0 ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ክሳብ ህይወት መስዋእትነት ብምኽፋል ንምቅላስ ድልዋት ኢና-ተወለድቲ ትግራይ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ክሳብ ህይወት መስዋእትነት ብምኽፋል ንምቅላስ ድልዋት ኢና ክብሉ ተወለድቲ ትግራይ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ…