ኣብ ፕሮግራም ስልጠና ስፔሻሊቲ ሕክምና ልቢ ህፃናት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕናን ኮንጂኒታል ሀርት ኣካዳሚን ኣብ ፕሮግራም ስልጠና ስፔሻሊቲ ሕክምና ልቢ ህፃናት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም፡፡
እቲ ሰነድ ስምምዕነት÷ ሓገዝ ኣካዳሚክ ኣገልግሎት ስፔሻሊቲ ሕክምና ልቢ ህፃናት ዝህቡ ሰብ…