ተንቀሳቓሲ ንብረት ብዋሕስ ብምትሓዝ ካብ ባንኪ ልቓሕ ምርካብ ዘኽእል ስርዓት ኣብ ሓፂር እዋን ክጅመር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተንቀሳቓሲ ንብረት ብዋሕስ ብምትሓዝ ኣገልግሎት ልቓሕ ምርካብ ዘኽእል ኣዋጅ ኣብ ቀረባ እዋን ዕላዊ ከምዝግበር ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዶክተር ይናገር ደሴ ገሊፆም።
እቲ ኣዋጅ ብፍላይ ኣብ ገጠር ንዝነብሩ ከባብታት ተረባሕቲ ዝገብር እዩ ዝበሉ…