ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካልኣይ ዓውደ ርእይ ስራሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ተኸፊቱ Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛን ኣስራሒን ዘራኽብ ካልኣይ ዓውደ ርእይ ስራሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ተኸፊቱ። እቲ ዓውደ ምርኢት መላ ኤቨንት ምስ ቢሮ ልምዓት ኢንተርፕራይዝ ስራሕን ኢዱስትሪን ኣዲስ ኣበባን ካልኦት መዳርግቲ ኣካትን ብምውዳድ ዝተሰናደአ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ህንፀት ኢኮኖሚ ዓብዪ ግደ ዘለዎም ትካላት ቴክኒክን ሞያ ብሓምለዋይ ልምዓት ክዕጀቡ ይግባእ – ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንፀት ኢኮኖሚ ዓብዪ ግደ ዘለዎም ትካላት ቴክኒክን ሞያ ብሓምለዋይ ልምዓት ክዕጀቡን ስረሖም ኣዋዲዶም ሞየኦም ከርቓንዩ ከምዝግባእን ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን። ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዘጋጠማ ሓደጋ ህልውና ንምምካት ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዘተሰርሐ ስራሕ ውፅኢታዊ ከምዝነበረ ዶክተር ኣብርሃም በላይ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘጋጠማ ሓደጋ ህልውና ንምምካት ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዘተሰርሐ ስራሕ ውፅኢታዊ ከምዝነበረ ሚኒስትር ምክልኻል ዶክተር ኣብርሃም በላይ ገሊፆም። ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ገምጋም ከይዲ ስራሕ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም ብምዝዛም ኣብ ትልሚ በጀት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢንተርፕራይዛት ኣብ ዓለም ለኸ ባዛር ምስታፎም ዶብ ዘለል ዓማዊል ንምፍራይ ከምዝሕግዝ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓለም ለኸ ባዛር ምስታፎም ካብ ዕዳጋ ዓለም ልምዲ ንኽረኽቡን ዶብ ዘለል ዓማዊል ንምፍራይ ከምዝሕግዝን ተገሊፁ። ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ኢትዮጵያ ዛምቢያ ሉሳካ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዓለም ለኸ ባዛር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዘኹርዕ ዓወት ንዘመዝገቡ ኣትሌታት ሽልማት 10 ሚሊየን ብርን ውህብቶ መሬትን ኣበርኪቱ Desta Jul 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዘኹርዕ ዓወት ንዘመዝገቡ ኣትሌታት መርሃግብሪ ምስግናን ሽልማትን የካይድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ…
ስፓርት ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ መሰታኡ ደቡብ ሱዳን 5 ንባዶ ተዓዊቱ Desta Jul 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ደቡብ ሱዳን ኣብ ዝገበሮ መፃረዪ ፀወታ ሻምፒዮና ኣፍሪካ(ቻን) 5 ንባዶ ብምዕዋት ናብ ቀፃሊ ዙር ሓሊፉ። መበል ሻውዓይ ፀወታ ኩዕሶ እግሪ ቻን ኣብ ኣልጀሪያ 2023 ዓ.ም.ፈ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብፈተናታት ዘይትሰዓር ሃገር ምዃና ብዘበናት ብምርኣይ ህያው ምስክር ኢያ-ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር Desta Jul 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብፈተናታት ዘይትሰዓር ሃገር ምዃና ብዘበናት ብምርኣይ ህያው ምስክር ኢያ ክብሉ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ካቢኔን ኣይተ ተፈሪ ፍቅሬ ተዛሪቦም። ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን እቲ ቤት ፅሕፈት መርሃ ግብሪ “ኢትዮጵያ…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ኩባኒያ ኣፍረይቲ ኣውሮፕላን ኤርባስ ትእዛዝ ኤርባስ A350-1000 ከቲሙ Desta Jul 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ኩባኒያ ኣፍረይቲ ኣውሮፕላን ኤርባስ ኣብ ኣፍሪካ ፈላማይ ዝገብሮ ትእዛዝ ኤርባስ A350-1000 ከቲሙ። እቲ መገዲ ኣየር፥ ቅድመ ሐዚ 22 ኤርባስ A350-900 ኣውሮፕላን ብምእዛዝ እተን 16 ብምርካብ ኣብ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘሎ ፀገም ንምፍታሕ ዝካየድ ዘተ ሰላም ኣብ ዝኾነ ይኹን ቦታን እዋንን ንምክያድ ድልው ከምዝኾነ ገሊፁ Desta Jul 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘሎ ፀገም ንምፍታሕ ዝካየድ ዘተ ሰላም ኣብ ዝኾነ ይኹን ቦታን እዋንን ንምክያድ ድልው ከምዝኾነ ገሊፁ። ኣማኻሪ ብሄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን፥ ምስ ሚኒስትር ፍትሒ ዶክተር ጌዲዮን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መርሃ ግብሪ ምስግና ኣካይዶም Desta Jul 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መርሃ ግብሪ ምስግና ኣካይዶም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ፥ “ክብሪን ምስግናን ንዕዑ ንዝንተ እለት ይኹን፣ ንሓደ ደቒቓ ኣብ ዘዘለናሉ ደው ብምባል ንኣምላኽ ምስግና ነቕርብ” እንትብሉ ፃውዒት…