ብኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ዝተመርሐ ልኡኽ ስራሕቲ ፖሊስ ሕቡራት ዓረብ ኤሚሬትስ ተዓዚቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥቅምቲ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴሪኢ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ኣቡዳቢ ተረኺቡ ስራሕቲ ፖሊስ ሕቡራት ዓረብ ኤሚሬትስ ተዓዚቡ።
እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ዱባይ እንትበፅሕ ብሚኒስትር ውሽጣዊ ጉዳያት ሕቡራት…