ቢዝነስ ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ መፅናዕቲ ዓውዲ ተቓላዓይነት የሳልጥ ኣሎ Desta Oct 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ምስ ባንኪ ዓለም ብምትሕብባር ንሰለስተ መዓልታት ዝፀንሕ መፅናዕቲ ዓውዲ ተቓላዓይነት ኣብ ኣዲስ ኣበባ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ዓውደ መፅናዕቲ ሕጋዊ መሰል ዝተውሃቦም ኣካላትን ኣወዳድባን፣ ገበናት ታክስ ከምኡውን ገንዘባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ትካል ገንዘብ ዓለም ዘቲዮም Desta Oct 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ዋና ዳይሬክተር ጉጅለ ሓደ ኣፍሪካን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕን ትካል ገንዘብ ዓለም ዘቲዮም። ባንኪ ዓለምን ትካል ገንዘብ ዓለምን ዓመታዊ ኣኼባ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ ዝሳተፉ ዘለዉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ትካል ገንዘብ ዓለም ተዛቲዮም Desta Oct 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥቅምቲ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ይናገር ደሴ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ትካል ገንዘብ ዓለም ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ መንጎ እቲ ትካልን ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያን ብሸርፊ ወፃኢ፣ ዕዳጋ ገንዘብ፣ ዲጂታል ገንዘብ፣ ሬጉሌሽን ባንክታት ወፃኢን …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ቀጄላ መርዳሳ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ኣይተ ቀጄላ መርዳሳ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌኒ ተርክሂን ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ሕዳር ኣብ ጀርመን ብዛዕባ ዝካየድ ኣኼባ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ፓራኦሎምፒክን ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈተና 12 ክፍሊ 2014 ዓ.ም ተምሃሮ ማሕበራዊ ሳይንስ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Oct 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ዙር ፈተና 12 ክፍሊ 2014 ዓ.ም ተምሃሮ ማሕበራዊ ሳይንስ ከምዝተዛዘመ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ትምህርቲ ሎሚ መዓልቲ ኣጋግዘ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ÷ ፈተና ክወስዱ ኢዮም ተባሂሎም ትፅቢት ካብ ዝግበረሎም 595 ሺሕ ተምሃሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከይዲ ኣወሃህባ ሃገር ለኸ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ኣብ ኣወሃህባ ትምህርቲ እናመፅአ ዝርከብ ለውጢ ዘርኢ ኢዩ – መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Oct 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጥቅምቲ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ኣወሃህባ ሃገር ለኸ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ኣብ ኣወሃህባ ትምህርቲ እናመፅአ ዝርከብ ለውጢ ዘርኢ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ እቲ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ምዝዛም ቀዳማይ ምዕራፍ ፈተና 12 ክፍሊ ኣመልኪቱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩዋንዳ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጥቅምቲ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩዋንዳ ቪንሰንት ቢሩታ ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ዘተኦም÷ ናይ ነዊሕ እዋን ርክብ ክልቲአን ሃገራት ኣልዒሎም። ኣብ ሞንጎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ስልጤ ጓል 4 ዓመት ህፃን ብዝብኢ ተነኺሱ ህይወቱ ከምዝሓለፈ ፖሊስ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Oct 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ስልጤ ጓል 4 ዓመት ህፃን ብዝብኢ ተነኺሱ ህይወቱ ከምዝሓለፈ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ዞባ ወረዳ ሳንኩራ ፍሉይ ሽሙ ማዞሪያ ኣብ ዝተብሃለ ከባቢ ኣብቲ መንደር ትነብር ጓ 4 ዓመት ህፃን ምስ መሓዙታ እናተፃወተት ኣብ ዝነበረትሉ እዋን ብዝብኢ…
ስፓርት ቱርካውያን ኣምፃእቲ ሓፂንን ሓፂን ተንከፍ ኣቑሑትን ናብ ኢትዮጵያ ከቕርቡ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Oct 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጥቅምቲ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱርካውያን ኣምፃእቲ ሓፂንን ሓፂን ተንከፍ ኣቑሑትን ናብ ኢትዮጵያ ምስምዕመዖም ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባሕሪን ሎጂስቲክስን ኢትዮጵያ ገሊ። እቲ ኣቕርቦት÷ ካብ ኣሊጋስ፣ ኢዝሚርን እስክንድሪያን ዝተብሃላ ወደባት ቱርኪ ብምብጋስ ሓፂን ሓፂን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ ካብ ሃገራት ወፃኢ ፍሪያት ምግቢ ንዘይምእታው ዘንበረቶ እገዳ ኣናዊሓ Desta Oct 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ካብ ሃገራት ወፃኢ ፍሪያት ምግቢ ንዘይምእታው ዘንበርዎ እገዳ ኣናዊሖም። ኣብ 2014 ዓ.ም.ፈ ክሬሚያ ናብ ሩሲያ ድሕሪ ምሕዋሳ ምዕራባውያን ኣፈልጦ ኣይንህብን ምባሎምን ማዕቐብ መንባሮምን ይዝከር። ነዚ…