ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሰብ ሞያ ኮሚሽን ዓለም ለኻዊ ሰብ ሞያታት ሰብኣዊ መሰል ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሰብ ሞያ ኮሚሽን ዓለም ለኻዊ ሰብ ሞያታት ሰብኣዊ መሰል ተዛቲዮም።
እቲ ዘተ ኣብ ወርሒ ግንቦት ኣብ ጄኔቫ ዝተኻየደ ዘተ ስዒቡ ዝተገበረ ከምእዝኾነ ተገሊፁ።
እቶም…