ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ወደባት ባሕሪ ብምጥቃም ልዕሊ 518 ሚሊየን ብር ወፃኢ ምድሓን ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ 2015 ዓ.ም ወደባት ባሕሪ ብምጥቃም ልዕሊ 518 ሚሊየን ብር ወፃኢ ምድሓን ከምዝተኽኣለ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ኣፍሊጡ።
እቲ ቤት ዕዮ ኣብ ዘቕረቦ ኣፈፃፅማ መደባት ሽዱሽተ ኣዋርሕ፥ ኣብ ኣዋፃኣይነት ኢኮኖሚ…