ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምዕራብ ኣርማጭሆ 134 ኩንታል መዕወኒ ሓሽሽ ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ወረዳ ኣብ ምዕራብ ኣርማጭሆ 134 ኩንታል መዕወኒ ሓሽሽ ከምዝሓዘ ፖሊስ ኣፍሊጡ፡፡ ሓላፊ ክፍሊ ምርመራ ፖሊስ እታ ወረዳ ሓጋዚ ኢንስፔክተር እንዳልካቸው ተሰማ ከምዝገለፁዎ÷ እቲ መዕወኒ ሓሽሽ ክተሓዝ ዝኸኣለ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ካብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2030 ብልዑል ሙቐት ልዕሊ 2 ነጥቢ 4 ትሪሊየን ዶላር ክሳራ ከስዕብ ኢዩ – ውሕመ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ብምኽንያት ምውሳኽ ልዑል ሙቐት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 2030 ልዕሊ 2 ነጥቢ 4 ትሪሊየን ዶላር ክሳራ ከምዘጋጥማ ተገሊፁ። ዓለም ለከ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀልን መተሓባበሪ ቤት ፅሕፈት ሰብኣዊ ጉዳያት ውድብ ሕቡራት መንግስታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 80 ሚሊየን ብር ደገፍ ተገይሩ Desta Oct 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሽዓተ ትካላት ሚኒስቴር ግብርና ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 80 ሚሊየን ብር ደገፍ ገንዘብን ዓይነትን ገይረን። እቲ ደገፍ ዘረከቡ ሚኒስትር ዴኤታን ተወካሊ እቲ ሚኒስቴርን እያሱ ኤልያስ፥ እቲ ሚኒስቴርን ተፀዋዕቲ ትካላትን ብጥረ ገንዘብ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ዝቐረበ ትልሚ በጀት ዓመት 2015 ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ብቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ድልድል ድጎማን ሓበራዊ እቶትን ዝቐረበ ትልሚ በጀት ዓመት 2015 ኣፅዲቑ። ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን መበል ካልኣይ ዓመት ዘበን ስራሕ ፈላማይ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣካይዱ።፡ ካብ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ነቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ንዝምዝገብ ዓወት ግደ ኣገልግሎት ኣቅርቦት ኣፋውስ ኢትዮጵያ ዕዙዝ ኢዩ – ዶ/ር ሊያ ታደሰ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ሃገር ኣብ ዓውዲ ጥዕና ንዝምዝገብ ዓወት ግደ ኣገልግሎት ኣቅርቦት ኣፋውስ ኢትዮጵያ ዕዙዝ ከምዝኾነ ሚኒትር ጥዕና ዶዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ኣገልግሎት ኣቅርቦት ኣፋውስ ኢትዮጵያ ኣሰራርሑኡ ብምዝማን ምትእስሳር ኣቕርቡኡ ቅልጡፍ ንምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን መበል ካልኣይ ዓመት ዘበን ስራሕ ፈላማይ ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ Desta Oct 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን መበል ካልኣይ ዓመት ዘበን ስራሕ ፈላማይ ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ዕላታዊ ኣጀንዳታቱ ብምፅዳቕ ዘትኡ ቀፂሉ ኣሎ። ኣብቶም ዝቐረቡ ኣጀንዳታት ብዝርዝር ድሕሪ ምዝታይ ከምዘፅድቖም ካብቲ ቤት ምኽሪ ዝረከብናዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን መበል ሳልሳይ ወርሒ ብሄራዊ ድሕንነት ሳይበር ኣጀሚሮም Desta Oct 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን መበል ሳልሳይ ወርሒ ብሄራዊ ድሕንነት ሳይበር ኣጀሚሮም። እቲ ኩነት ብዝምልከት ዝተሰናደአ ዓውደ ርእይ አውን መሪቖም ከፊቶም። እቲ ዓውደ ርእይ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሚኒስቴር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ዋሺንግተን ዲሲ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስቴር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ዋሺንግተን ዲሲ ኣቲዩ። እቲ ልኡኽ ኣብ ፃንሒቱ÷ ኣብ ዓመታዊ ዘተ ክልተኣዊን በዓል ብዙሕ ወገንን ባንኪ ዓለምን ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ(ኣይ.ኤም ኤፍ)ን ክሳተፍ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ሕጊ ወፃእ ናይ ወፃኢ ሃገራት ገንዘብ ኣብ ምትሕልላፍ ገበን ርክብ ከምዘለዎም ዝተጠርጠሩ ልዕሊ 600 ቁፅሪ ሒሳብ ባንኪታት ተኣጊዶም Gebremariam Weldegerima Oct 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ምስ ተገባር ገበን ርክብ ኣለዎም ዝበሎም ልዕሊ 600 ቁፅሪ ሒሳብ ባንኪታት ከምዝኣገደ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት÷ ኣብ ምትሕልላፍ ዘይሕጋዊ ዝውውር ገንዘባ ወፃኢ ሃገራት ርክብ ከምዘለዎም ዝተጠርጠሩ 665 ቁጽሪ ሒሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ ህዳሰ ሓይሊ ምፍልፋል ምጅማሩ ዓብዪ ዓወት ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ Gebremariam Weldegerima Oct 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ሓይሊ ምፍልፋል ምጅማሩ ዓብዪ ዓወት ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳነት ኣብ ስነ-ስርዓት መኽፈቲ ሓበራዊ ኣኼባ ክልቲኦም ኣቢያተ ምኽሪ ኣብ ዘቕረበኦ መኽፈቲ መደረ÷ “ናይና ምልማዕ…