Fana: At a Speed of Life!

ስነስርዓት ሓባራዊ መኽፈቲ ክልቲኦም ኣብያተ ምኽሪ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ሓባራዊ መኽፈቲ መበል ሻድሻይ ዘበን ስራሕ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢን ካልኣይ ዓመት ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ጀሚሩ፡፡ ክልቲኦም ኣብያተ ምኽሪ ዘበን ስራሕ ዝሓለፈ ዓመት 2014 ዓ.ም ዛዚሞም ኣብ 2015 ዓ.ም ካልኣይ ዓመት ዘበን ስራሕ…

ንሰራዊት ምክልኻል 6 ሚሊየን ብር ዝገመት ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኣዊን ኣብ ክልል ጋምቤላ ዞባታት ብሄረሰብ ማጃንግን ንሰራዊት ምክልኻል 6 ሚሊየን ብር ዝገመት ሓገዝ ተገይሮም፡፡ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኣዊ ንሰራዊት ምክልኻል 4 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ዝገበረ እንትኸውን÷እቲ…

ኣብ መጥቃዕቲ ድልድል ክሬሚያ ኢድ ኣገልግሎት ድሕንነት ዩክሬን ኣለዎ – ቭላድሚር ፑቲን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መጥቃዕቲ ድልድል ክሬሚያ ኢድ ኣገልግሎት ድሕንነት ዩክሬን ከምዘለዎ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ገሊፆም። ፕሬዚዳንት ፑቲን እዚ ዝበሉ÷ እቲ ሓበሬታ ዕላዊ ዝገበሩ ሓላፊ ኮሚቴ ምርመራ ገበን ሩሲያ ኣሌክሳንደር ባስትሪኪን ብዛዕባ እቲ…

ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ምስ ተወከልቲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ክልላት ዓፋር፣ ቤኒሻንጉል ጉሙዝን ጋምቤላን ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ምስ ተወከልቲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ክልላት ዓፋር፣ ቤኒሻንጉል ጉሙዝን ጋምቤላን ይዛተ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ፕሮፌሰር መስፍን ኣርኣያ ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ ውሽጢ ከይዲ ሃገራዊ ምኽክር ኩሎም…

ንጎረባብቲ ሃገራት ካብ ዝተሸጠ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ልዕሊ 13 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብዚ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ክልተ ኣዋርሕ ናብ ሱዳንን ጂቡቲን ዝቐረበ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ልዕሊ 13 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ከምዝተሸጠ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ መካየዲ ስራሕ ቢሮ ምምሕዳር ዓማዊልን መምርሒ መሸጣን እቲ ትካል ምኒሊክ…

ልዕሊ 560 ሺሕ ተምሃሮ ብሄራዊ ፈተና 12ኛ ይወስዱ ኣለዉ – ትምህርቲ ሚኒስቴር

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 560 ሺሕ ተምሃሮ መልቀቒ ብሄራዊ ፈተና 12ኛ እናወሰዱ ከምዝኾኑ ትምህርቲ ሚኒስቴር ገሊፁ። ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ከምኡ እውን ሚኒስትር ዴኤታታት፤ ኣጀማምራ እቲ ፈተናን ሓፈሻዊ ከይዲን ኣመልኪቶም መግለፂ ሂቦም።…

መርሃ ግብሪ ሓባራዊ መኽፈቲ ክልቲኦም ኣብያተ ምኽሪ ፌዴሪኢ ሎሚ ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ሓባራዊ መኽፈቲ መበል ሻድሻይ ዘበን ስራሕ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢን ካልኣይ ዓመት ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ሎሚ መዓልቲ ክካየድ እዩ፡፡ ክልቲኦም ኣብያተ ምኽሪ ዘበን ስራሕ ዝሓለፈ ዓመት 2014 ዓ.ም ዛዚሞም ኣብ 2015 ዓ.ም ካልኣይ…

ኣብ ዩንቨርስቲ ሃዋሳ ብዘጋጠመ ሓደጋ መጉዳእቲ ዘጋጠሞም ተምሃሮ ክትትል ሕክምና ይግበረሎም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ዩንቨርስቲ ሃዋሳ ብዘጋጠመ ሓደጋ መጉዳእቲ ዘጋጠሞም ተምሃሮ ክትትል ሕክምና ይግበረሎም ከምዘሎ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሎሚ ንጎሆ ኣብቲ ዩንቨርስቲ ዝፍተኑ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ክልተ ካምፓሳት እቲ ዩንቨርስቲ ዘራኽብ ቢንቶ ብምፍራሱ ነቲ…

ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ምሃብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ እዚ ዓመት ምሃብ ተጀሚሩ። ድሕንነት እቲ ፈተና ብዝሓለወ መልክዑ ብዘይ ዝኾነ ስርቂ ፈተናን ምቅድዳሕን ምሃብ ንኽከኣል ተምሃሮ ኣብ ጥቐኦም ናብ ዝርከብ ዩኒቨርሲቲ ብምእታው ፈተና ምውሳድ ከምዝጀመሩ ተገሊፁ። ሃገር…

ኢትዮጵያ 62 ሺሕ ፈልሲታት ንጅቡቲ ኣረኪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንሳልሳይ ግዘ 62 ሺሕ ፈልሲታት ንጅቡቲ ኣረኪባ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋየ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ከምዝሓሩዎ÷ ኢትዮጵያ ሓምለዋይ ኣሰር ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ንምስፋሕ ብመሰረት ዝተትሓዘ ትልሚ…