ጉዳፍ ፀጋይ ኣብ ኦሪገን ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ብ5 ሺሕ ሜትሮ ሜዳሊያ ወርቂ ብምርካብ ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብ ኦሪገን ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ብ5 ሺሕ ሜትሮ ሜዳሊያ ወርቂ ብምርካብ ተዓዊታ።
ብመሰረት እዚ፥ ጉዳፍ ፀጋይ ንሃገራ ራብዓይ ሜዳሊያ ወርቂ ክተመዝግብ ክኢላ።
ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ነቲ ውድድር ብ14 ደቒቕ 46…