ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካልኣይ ሪፎርም ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ኣብ ምድላው ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Dec 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ሪፎርም ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ኣብ ምድላው ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣብ ቀዳማይ ሪፎርም ዝተረኸቡ እወንታዊ ተመክሮታት ብምጥንኻር ዝተርኣዩ ማሕልኻታት ምፍታሕ ኣብ ዘኽእል መገዲ ይዳሎ ከምዘሎ ተሓቢሩ። ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ምስ ሚኒስቴር…
ስፓርት ሎሚ መዓልቲ ምሸት ናይ መወዳእታ ናይ ምድብ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Dec 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅዋዕ ዓለም ኳታር ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣብ ምድብ ሰውዓተን ሸሞንተን ዝርከባ ሃገራት ናይ መወዳእታ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን፡፡ ኣብ ምድብ ሸውዓተ ዝርከባ ብራዚልን ካሮን ከምኡ እውን ሰርቪያን ስዊዘርላንድን ምሸት 4 ሰዓት ክራኸባ ኢየን፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ብሄራዊ መዓልቲ ሕቡራት ኤምሬትስ ዓረብ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Dec 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበበ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ብሄራዊ መዓልቲ ሕቡራት ኤምሬትስ ዓረብ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ንሓወይን መሓዛየን ልኡል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 200 ቶን ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 13 ተሽከርከርቲ መቐለ ኣቲየን Desta Dec 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበበ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)200 ቶን ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 13 ተሽከርከርቲ መቐለ ከምዝኣተዋ ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኣፍሊጡ። እተን ተሽከርከርቲ፥ ምግቢ፣ መድሓኒትን ንሕፅበት ኩላሊት ዘገልግሉ መሳርሒታት ሕክምናን ብምፅዓን መቀለ ከምዝኣተዋ ኢዩ ተሓቢሩ። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ፀሓፊ ውሕመ ዘቲየን Desta Dec 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ውሕመ ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ዘቲየን። ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ዓለም ለኻዊ ሓበራዊ ዛዕባታትን ዝጠመተ ዘተ ከምዝነበረ ግዜኢ ፀብፂቡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሱዳን ካብ ግዝኣታ ብምብጋስ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ መጥቃዕቲ ንዝፍፅሙ ኣካላት ኣይትፃወርን-ጀኔራል ኣልቡርሃን Desta Dec 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበበ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱዳን ካብ ግዝኣታ ብምብጋስ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ መጥቃዕቲ ንዝፍፅሙ ኣካላት ኣይትፃወርን ክብሉ ፕሬዚዳንት ሉእላዊ ቤት ምኽሪ ሽግግር ጀኔራል ኣብዱልፈታሕ ኣልቡርሃን ተዛሪቦም። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ዋኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ Desta Dec 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበበ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 24 ጉባኤ ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ፖሊስ ፌደራል ኣፍሊጡ። ሓላፊ ብሄራዊ መምርሒ ኢንተር ፖል ኢትዮጵያ ኮማንደር ፀጋዬ ሃይሌ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ ጉባኤ ኣዘዝቲ ስራሕ ተራኺቦም ኣፈፃፅማ ስርሖም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብመሪሕነት ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተጀመረ ፃዕሪ ምምፃእ ሰላም ተጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ-ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ Desta Dec 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበበ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመሪሕነት ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተጀመረ ፃዕሪ ምምፃእ ሰላም ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ተዛሪቦም። ዋና ፀሓፊ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝን ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪን መበል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ዝኸውን ደገፍ ናውቲታት ሕክምና ተገይሩ Desta Dec 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበበ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ህፃናት(ዩኒሴፍ)ንሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ዝኸውን ደገፍ ናውቲታት ሕክምና ገይሩ። ዩኒሴፍ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ሒሳቡ ከምዝበሎ፥ ናብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ናውቲታት ሕክምና ናይ ምክፍፋል ከይዲ ተጠናኺሩ ቀፂሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕጡቓት ትግራይ ዕጥቆም ዝፈትሕሉ ዝርዝር ትልሚ ዝሰርሕ ሓበራዊ ኮሚቴ ሰብ ሞያ ኣብ ሽረ ይዛተ ኣሎ-መንግስቲ Desta Dec 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበበ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠሚቱ መግለፂ ሂቡ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ዕጡቓት ትግራይ ዕጥቆም ዝፈትሕሉ ዝርዝር ትልሚ ዝሰርሕ ሓበራዊ ኮሚቴ ሰብ ሞያ ኣብ ሽረ ይዛተ ኣሎ ኢሉ። ብመሰረት ስምምዕነት ፕሪቶሪያ…