ስፓርት ኢትዮጵያ ብውድድር መሰናከል 3 ሺሕ ሜትሮ ሜዳሊያ ብሩርን ነሓስን ረኺባ Desta Jul 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ መበል 18 ውድድር መሰናከል 3 ሺሕ ሜትሮ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ሜዳሊያ ብሩርን ነሓስን ረኺባ። ኣትሌት ወርቅውሃ ጌታቸው ብሩር፣ መቅደስ ኣበበ ድማ ነሓስ መዳሊያታት ኣምአን። ብመሰረት እዚ ኢትዮጵያ ክሳብ ሐዚ ብዘሎ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ንቦሪስ ጆንሰን ዝትክኡ ናይ መወዳእታ ክልተ ሕፁያት ተፈሊጦም Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንቦሪስ ጆንሰን ነምትካእ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መረፃ ሪሺ ሱናክን ሊዝ ትረስን ናይ መወዳእታ ክልተ ሕፁያት ኮይኖም ቀሪቦም። ኣብ ዝተኻየደ መረፃ ሱናክ 137 ድምፂ ብምርካብ እንትመርሑ፥ ትረስ ድማ 113 ድምፂ ብምርካብ ካልኣይቲ ኮይነን፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያን ፖሊስ ጣሊያንን ኣብ ክልተኣዊን ዓለም ለኻዊን ጉዳያት ፀፅታ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራልን ፖሊስ ጣሊያንን ኣብ ክልተኣዊን ዓለም ለኻዊን ጉዳያት ፀፅታ ኣብ ሮም ተዛቲዮም። ብኮሚሽነር ጄነራል ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤል ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ናብ ጣሊያን ሮም ተጓዒዙ ምስ ሓላፊ ትካል ፖሊስ ጣሊያን…
ቴክኖሎጂ ቻይና ኣብ 6 ሺሕ ሜትሮ ጥልቀት ባሕሪ ዳህሳስ ትገብር ሮቦት ኣፋሊጣ Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ኣብ 6 ሺሕ ሜትሮ ጥልቀት ባሕሪ ዳህሳስ ክትገብር ትኽእል ሮቦት ኣፋሊጣ። እታ ዳህሳሲት ሮቦት ብመሳርሒ መቆፃፀሪ ርሕቐት ትሰርሕ እንትትከውን፥ ዌንሃይ -1 ዝብል ስያመ ተዋሂቡዋ። ብኣካል ኢንስቲትዩት ኣካዳሚ ሳይንስ ሼንያንግ ቻይና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 71 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 71 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 206 ደቂ ኣንስትዮ እንትኾና፥ 92 ድማ ህፃናትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህፁፅ ሰብዓዊ ሓገዝ ዝፀዓና 13 ተሸከርከርቲ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ናብ ሰቆጣ ኣቲየን Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህፁፅ ሰብዓዊ ሓገዝ ዝፀዓና 13 ተሸከርከርቲ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ናብ ከተማ ሰቆጣ ኣቲየን። እቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ብኣተሓባባራይነት ኤፍ ኤች ኢትዮጵያን ብኣቕራብነት ፕሮግራም ምግቢ ዓለምን ኣብ ወረዳ ኣበርገለ ዝርከባ ጣቢያታት ዝርከቡ ህፁፅ ሓገዝ…
ጥዕና ኣብ 30 ሃገራት ልዕሊ 550 ዓበቕ ህበይ ሪፖርት ከምዝተገበሩ ተገለፁ Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 30 ሃገራት ልዕሊ 550 ዓበቕ ህበይ ሪፖርት ከምዝተገበሩ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። ዝርገሐ እቲ ቫይረስ እንተይተፈለጠ ካብ ምዕራብን ማእኸላይ ኣፍሪካ ናብ ብዙሓት ሃገራት ዓለም ከምዝተስፋሕፈሐ ተሓቢሩ፡፡ ኣብ ውድብ ጥዕና ዓለም ቴክኒካዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፍሪካዊ ፀገማት ብኣፍሪካውያን ንምፍታሕ ዝግበር ፃዕሪ ንምሕጋዝ ኣብ ሞንጎ ሰለስተ ላዕለዎት ትክላት ትምህርቲ ስምምዕነት ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካዊ ፀገማት ብኣፍሪካውያን ንምፍታሕ ዝግበር ፃዕሪ ብመፅናዕቲን ምርምርን ንምሕጋዝ ኣብ ሞንጎ ሰለስተ ላዕለዎት ትክላት ትምህርቲ ኣፍሪካ ስምምዕነት ተገይሩ። እተን ትካላት መፅናዕቲን ምርምርን ዘተሓባብር ሓበራዊ ግበረ ሓይሊ ምጥያሸን ተገሊፁ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ቤኒሻጉል ጉሙዝ ልዕሊ 83 ሺሕ ዝተመዛበሉ ወገናት ናብ መረበቶም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻጉል ጉሙዝ ልዕሊ 83 ሺሕ ዝተመዛበሉ ወገናት ናብ መረበቶም ከምዝተመለሱ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ታረቀኝ ታሲሳ ከምዝገለፁዎ፥ ኣብቲ ክልል ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ብምኽንያት ሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽነር ሌሊሴ ነሜ ምስ ሓላፊ ጉዳያት ፖለቲካን ኢኮኖሚን ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽነር ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ኮሚሽነር ሌሊሴ ነሜ ምስ ሓላፊ ጉዳያት ፖለቲካን ኢኮኖሚን ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጆን ሮቢንሰን ተዛቲየን። ኣብቲ ምኽክር ኣብ ሞንጎ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን መንግስቲ ኣሜሪካን ብዛዕባ ዘሎ…