ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጋዜጠኛታት ዝተፈላለያ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ማእኸል እፅዋት ጉለሌ ፈልሲ ተኺሎም Gebremariam Weldegerima Jul 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ራብዓይ ሃገር ለኸ ሓምለዋይ ኣሰር ቤት ፅሕፈት ቀዳማ ሚኒስትር ኣብ ዘሰናደኦ መርሃ ግብሪ ካብ ዝተፈላለያ መራኸብቲ ሓፋሽ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዝተውፃእፅኡ ጋዜጠኛታት ኣብ ማእኸል እፅዋት ጉለሌ ፈልሲ ተኺሎም። ከፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክሳብ ትማሊ 4 ነጥቢ 2 ቢሊየን ፈልሲ ተተኺሉ-ሚኒስቴር ግብርና Desta Jul 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ብመሰረት ዝተገበረ ርብርብ ክሳብ ትማሊ ብሓፈሻ 4 ነጥቢ 2 ቢሊየን ፈልሲ ከምዝተተኸለ ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ። “ኣሰርና ንትውልድና” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝትከል ዘሎ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር 2014 ዓ.ም ተጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈፃሚት ጉዳይ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጎንደር ኣቲየን Gebremariam Weldegerima Jul 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃሚት ጉዳይ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ትሬሲ አን ጃኮብሰን ዑደት ንምግባር ናብ ከተማ ጎንደር ኣቲየን። እተን ኣምባሳደር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ሃፀይ ቴዎድሮስ እንትበፅሓ ከንቲባ እታ ከተማ ዘውዱ ማለደን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ…
ስፓርት ብውድድር መሰናክል 3 ሺሕ ሜትሮ ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ብሩር ኣምፂኡ Desta Jul 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብውድድር መሰናክል 3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ብሩር ኣምፂኡ። ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ነቲ ርሕቐት ብ8፡26.01 ብምዝዝም ካልኣይ ብምዃን ኢዩ ተዓዊቱ። ኣብቲ ውድድር ሞሮኮ ሜዳሊያ ወርቂ፣ ኬኒያ ሜዳሊያ…
ስፓርት ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ብውድድር 1 ሺሕ 500 ሜትሮ ካልአይቲ ብምውፃእ ሜዳሊያ ብሩር ተዓዊታ Desta Jul 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ብውድድር 1 ሺሕ 500 ሜትሮ ደቂ ኣንስቲዮ ካልአይቲ ብምውፃእ ሜዳሊያ ብሩር ተዓዊታ። ብመሰረት እዚ ኢትዮጵያ ሳልሳይ መዳሊያ ብሩር ዓቲራ። ኣብቲ ውድድር ኬኒያ ወርቂ ብሪታኒያ ድማ…
ስፓርት ኣትሌት ጎይቶም ገ/ስላሰ ኣብ ውድድር ፍፄመ ማራቶን ሻምፒዮና ዓለም ተዓዊታ Desta Jul 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኣብ ውድድር ፍፄመ ማራቶን ደቂ ኣንስትዮ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኣትሌት ጎይተቶ ገብረስላሰ ንሃገራ ሳልሳይ ሜዳልያ ወርቂ አመዝጊባ፡፡ ቅድሚ ሰዓታት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ሜዳልያ ጎይተቶም ገብረስላሴ ብዓወት ዛዚማ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣዶ ተምሃራይ ኤፍሬም ብመርሃግብሪ ድኻ ተኮር ካብ ዝተሃነፁ ኣባይቲ በዓል ክልተ መደቀሲ ተዋሂቡዋ Desta Jul 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንኣዶ ተምሃራይ ኤፍሬም በለጠ ብመርሃግብሪ ድኻ ተኮር ካብ ዝተሃነፁ ኣባይቲ በዓል ክልተ መደቀሲ ሂቡዋ። ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ከመዝበልኡ፥ ምምሃር ኣብ ኣተሓሳስባ ደቂ ሰባት ለውጢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ተወልደ ገብረማሪያን ሽልማት ዕድመ ልክዕ ተደርኪቱሎም Desta Jul 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ ተወልደ ገብረማሪያን ሽልማት ዕድመ ልክዕ ተደርኪቱሎም። እቲ ሽልማት ፍላይት ግሎባል ዝተብሃለ ኩባኒያ አንግሊዝ ዝሃቦም እንትኸውን፥ ኣብ ዓውዲ ትራንስፖርት ኣየር ንዘርኣይዎ ዝለዓለ ኣመራርሓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 40 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jul 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 40 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ተመለስቲ ግቡእ ሓገዝን ክንክንን ብምግባር ናብ ዝተሰናደአሎም ግዚያዊ መዕረፊ ክኸዱ ከምዝተገበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ መድረኽ ምምራፅ ኣመራርሕኡ የሳልጥ ኣሎ Desta Jul 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ መድረኽ ምምራፅ ኣመራርሕኡ የሳልጥ ኣሎ። ትካላዊ ለውጢን ሓድነትን ሙስሊማት ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ካልኣይ ዙር ሃገራዊ ጉባኤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ። ኣብቲ ጉባኤ ካብ መላእ ኢትዮጵያ ዝተውፃእፅኡ…