ስፓርት ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋላው ኣብ ውድድር ማራቶን ለንደን ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋላው ኣብ ውድድር ማራቶን ለንደን ተዓዊታ። ኣትሌት ያለምዘርፍ÷ ነቲ ርሕቐት 2 ሰዓት 17 ደቒቕን 25 ሰከንድን ብዝኾነ ገዘ ብምእታው ኢያ ተዓዊታ፡፡ ብተመሳሳሊ ኣብ ለንደን ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ደቂ ተባዕትዮ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢሬቻ ኣርማ ሓንድነት ምዃኑ ብዝገልፅ መልክዑ ተኸቢሩ ተዛዚሙ – ኣይተ ፍቃዱ ተሰማ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢሬቻ ኣርማ ሓንድነት፣ ዕርቂ፣ ሕውነትን ሰላምን ምዃኑ ብዝገልፅ መልክዑ ተኸቢሩ ከምዝተዛዘመ ሓላፊ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ፍቃዱ ተሰማ ገሊፆም። ኣይተ ፍቓዱ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ በዓል ኢሬቻ ሕድነትን ሕውነትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈ-ጉባዔ ታገሰ ጫፎ ምስ ሴናተራት ኣሜሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ-ጉባዔ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ታገሰ ጫፎ ሴናተራት ኣሜሪካ ናብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም። ኣይተ ታገሰ ጫፎ ብኣቦ መንበር ኮሚቴ ወታደራዊ ኣገልግሎት ሴናተር ኣሜሪካ ጀምስ ኢንሆፍ ዝተመርሐ ጆን ሞዝማንንን ማስተር ማሪዮን ማይክን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ካብ ሓምለ ክሳብ ፍርቂ መስከረም ልዕሊ 163 ሺሕ ሰባት ብዓሶ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ካብ 1 ሓምለ 2014 ዓ.ም ክሳብ ፍርቂ መስከረም 2015 ዓ.ም ልዕሊ 163 ሺሕ ሰባት ብሕማም ዓሶ ከምዝተትሓዙ ተገሊፁ። ድሕሪ 15 መስከረም ዘጋጥም ለበዳ ሕማም ዓሶ ንምክልኻል ብምትኳር÷ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኢሬቻ ብዘደንቕ መልክዑ ብሰላም ንኽዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት የመስግን – ርእሰ ምምሕዳር ሽመልስ ኣብዲሳ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ ብዘደንቕ መልክዑ ብሰላም ንኽዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ብሽም መንግስቲን ህዝቢን የመስግን ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ በዓል ኢሬቻ ብሰላም ተኸቢሩ ምዝዛሙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣብ ዞባ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ሓገዝ ናውቲ ምግቢ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣብ ዞባ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት 2 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ናውቲ ምግቢ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ ንኣባ ገዳታትን ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እቲ ዞባን ኣረኪቦም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ናይ ባዕላ ዝኾነ ወግዒን ባህሊን ዘለዎም ህዝቢታት ዝርከቡላ ሃገር ኢያ – ኣባገዳ ጎበና ሆላ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ናይ ባዕላ ዝኾነ ወግዒን ባህሊን ዘለዎም ህዝቢታት ዝርከቡላ ሃገር ከምዝኾነት ኣባገዳ ጎበና ሆላ ገሊፆም። በዓል ኢሬቻ ሆረ ርሰዴ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ እናተኸበረ ይርከብ፡፡ ኣብቲ ክብረ በዓል ዝተረኸቡ ኣባ ገዳ ጎበና ሆላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኢሬቻ ብምስጋና ነኽብር ኣለና – ተሳተፍቲ እቲ በዓል Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ መዓልቲ ምስጋና ብምዃኑ ብምስጋና ነኽብር ኣለና ክብሉ ተሳተፍቲ እቲ በዓል ገሊፆም። በዓል ኢሬቻ ሆረ ርሰዴ እዚ ዓመት ኣባ ገዳታት ስነ-ስርዓት ኢሬፈና ብምክያድ ብዕሊ ኣጀሚሮምዎ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣባ ገዳታት ብዛዕባ ሰላም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኢሬቻ “ሆረ ሃርሰዴ” ንምኽባር ተሳተፍቲ እቲ በዓል ይሰናድኡ አለዉ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ “ሆረ ሃርሰዴ” ንምኽባር ዝተረኸቡ ተሳተፍቲ እቲ በዓል ኣቐዲሞም ኣብ መኽበሪ ቦታ ብምኻድ ምጅማር እቲ በዓል ይፅበዩ አለዉ። ሙሉእ ለይቲ ኣብ ጎደናታት ከተማ ቢሾፍቱ ህብረ ዝማሬ እናስምዑ ዝሓደሩ መናእሰይ ሕዚ እውን ዜማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኢሬቻ “ሆረ ሃርሰዴ” ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 መስከረም ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ “ሆረ ሃርሰዴ” ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ይኽበር ኣሎ። ኣብዚ ሕዚ እዋን ተኻፈልቲ በዓል ኣባገዳታትን ሃደሲንቄታት እናተመር ኣብ ሆራ ሃርሰዴ ይርከቡ። ኣባገዳን ሃደሲንቄታትን ብኢዶም ርሑስ ሳዕሪ ብመሓዝ ካብ ፀልማት…