ህዝባዊን ሃይማኖታዊን በዓላት ብሰላማዊ ኩነታት ምዝዛሞም ጥንኩር ዘብዒ ሰላም ህዝቢ ዘርኢ ኢዩ – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝባዊን ሃይማኖታዊን በዓላት ብሰላማዊ ኩነታት ምዝዛሞም ጥንኩር ዘብዒ ሰላም ህዝቢ ዘርኢ ኢዩ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።
እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ መስከረም ጎሊሃ ዝተርኣየትሎም ህዝባዊን…