ኣብ ህልውና ህዝቢ ዝበፅሕ ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ብሓባር ክንምክት ይግባእ-ፓርቲ ብልፅግና
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህልውና ህዝቢ ዝበፅሕ ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ብሓባር ክንምክት ይግባእ ክብል ፓርቲ ብልፅግና ገሊፁ።
ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ማሕበራዊ፣ ኢኮኖሚያዊን ፖለቲካዊን ፅዕንቶ ንምሕዳር ዝተዳለዉ ረቀቕቲ ሕጊታት ኤች ኣር 6600ን…