ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኢንዶነዥያ ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ብውሑዱ 160 ሰባት ሞይቶም Desta Nov 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢንዶነዥያ ደሴት ጃቫ ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ብውሕዱ 160 ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊፁ። ካልኦት ብኣማኢት ዝቑፀሩ ድማ ከምዝተጎድኡን ሰብ መዚ እታ ሃገር ኣፍሊጦም። እቲ 5 ነጥቢ 6 ማግኒቱዩድ ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ንብዙሓት መንበሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሰራዊት ምክልኻል ዝምጥን ኣዋጅ ክወፅእ ይገባእ – ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰራዊት ምክልኻል ዝምጥን ርእሱ ዝኸኣለ ኣዋጅ ሰራዊት ምክልኻል ክወፅእ ከምዝገባእ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ገሊፆም። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ 5ይ ባይቶ ወከልቲ ስሩዕ ኣኼባ÷ ኣዋጅ ሰራዊት ምክልኻል ንምምሕያሽ ንሰራዊት ምክልኻል ዝምጥን ርእሱ…
ስፓርት ኢትዮ ፌሪስ ትካል ትራንስፖርት ባሕሪ ተጣይሹ Desta Nov 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ፌሪስ ትካል ትራንስፖርት ባሕሪ ተጣይሹ። እቲ ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርተን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያን ትካል ተራንስፖርት ጣና ሃይቂን ብምውሃድ ኢዮም ኣጣይሸምዎ። መርሃ ግብሪ ምጥያሽ እቲ ትካል በዝምልከት ኣብ ባህርዳር ተሳሊጡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምጥንኻር ዓቕሚ ገንዘብ ደቂ ኣንስቲዮ ንምርግጋፅ ማዕርነት ሰርዓተ ፆታ የኽእል-ኢጋድ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምጥንኻር ዓቕሚ ገንዘብ ደቂ ኣንስቲዮ ንምርግጋፅ ማዕርነት ሰርዓተ ፆታ የኽእል ክብል ኢጋድ ገሊፁ። እቲ ትካል ንምርግጋፅ ማዕርነት ሰርዓተ ፆታን ንምጉልባት ተሳትፎ ደቂ ኣኒስትዮን የኽአል ኢዩ ዝበሎ ፈተነ ፕሮግራም ዕላዊ ገይሩ።…
ስፓርት ስዑዲ ዓረብ ኣብ ልዕሊ ኣርጀንቲና 2 ን1 ተዓዊታ Desta Nov 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስዑዲ ዓረብ ኣብ ልዕሊ ኣርጀንቲና 2 ን1 ተዓዊታ። ኣብቲ ፀወታ ኣብ መበል 10 ደቒቓ ሊዮኔል መሲ ብፍፁም ቅፅዓት ብዘቑፀራ ብሕታዊት ሸቶ ቅድሚ ዕረፍቲ 1 ንባዶ ምምራሕ እኳ እንተኸኣለት፥ ስዑዲ ዓረብ ደሕሪ ዕረፍቲ ውፅኢት እቲ ፀወታ ቀይረምዎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓወልቲ ሌ/ኮሎኔል ኣብዲሳ ኣጋን ብስሞም ዝተሰየመ ቤት ትምህርቲን ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓወልቲ ሌተናል ኮሎኔል ኣብዲሳ ኣጋን ብስሞም ዝተሰየመ ቤት ትምህርቲን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ልደታ ተመሪቑ። ነቲ ሓውልቲን ቤት ትምህርቲን መሪቐን ዝኸፈተኦ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ ሓወልቲ ሌተናል ኮሎኔል ኣብዲሳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ መርሃ ግብሪ መፋለጢ ትሩፋት ሌማት ኣብ ከተማ ሆለታ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ዝተጀመረ ሃገር ለኸ ምፍላጥ ትሩፋት ሌማት ብብርኪ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ከተማ ሆለታ ይካየድ ኣሎ። እቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ማእኸል ምርምር ሕርሻ ሆለታ ተረኺቦም ዘፋለጡዎ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይ ሽመልስ ኣብዲሳ ኢም። ኣብቲ…
ስፓርት ኣብ ኳታር እናኻየደ ኣብ ዝርከብ ዋንጫ ዓለም ሎሚ መዓልቲ 4 ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኳታር እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዋንጫ ዓለም 2022 ሎሚ መዓልቲ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ÷ ካብ ምድብ ሰለስተ ሃገራዊት ጋንታ ኣርጀንቲና ምስ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ስታድዮም ሉሳይል ሰዓት 7 ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ዝግበረሉ…
ስፓርት ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ ንኢራን 6 ን 2 ብምስዓር ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Nov 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ ንኢራን 6 ን 2 ብምስዓር ተዓዊታ። ኣብ ካልኣይ መዓልቲ መበል 22 ፅዋዕ ዓለም ኣብ ምድብ ክልተ ዝርከባ ሃገራዊያን ጋንታታት እንግሊዝን ኢራንን ተራኺበን። ኣብቲ ፀወታ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤምባሲ ቻይና ንምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ደገፍ ዝተፈላለዩ ናውቲታት ገይሩ Desta Nov 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ቻይና ንምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ደገፍ ዝተፈላለዩ ናውቲታት ገይሩ። እቲ ደገፍ ኣሰራርሓታት ዘጠናኽሩ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ “እቲ ኤምባሲ ዝገበረልና ደገፍ ኣወሃህባ ኣገልግሎት እቲ ከተማ ብዝበለፀ ንምምሕያሽ ዝሕግዝ…