ስፓርት ኣብ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ሞሮኮን ክሮሺያን ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Nov 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ መበል 22 ፅዋዕ ዓለም ኣብ ሃገራዊያን ጋንታታት ሞሮኮን ክሮሺያን ማዕረ ተፈላሊየን። ሰዓት ሸውዓተ ኣብ ዝጀመረ ፀወታ ክልቲአን ሃገራት 0 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተዛዚሙ። ኣብቲ ምድብ ዝርከባ ሃገራት ቤልጂምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ጉዳይ ፖሊሲ ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ ኣመልኪቶም ንዲፕሎማሰኛታታት ስልጠና ሂቦም Gebremariam Weldegerima Nov 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ጉዳይ ፖሊሲ ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ ኣመልኪቶም ንዲፕሎማሰኛታታት ስልጠናን ኣንፈት ልኡኽቶን ሂቦም። እቲ ስልጠና÷ ኣብ ማእኸል ልህቀት ኣፍሪካ ዝተውሃበ ከምዝኾነ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 10 ቶን ዝምዘን ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ገይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ካል ኣፍራዪ ኤርባስ ኣውሮፕላንን ኣቪዬሽን ሳንስ ፍሮንተርስ ዝተብሃለ ኩባንያ ፈረንሳይን ብምትሕብባር 10 ቶን ዝምዘን ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ገይሩ። እቲ ሓገዝ ዋና ፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፍን ጣሰው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮርፖሬሽ ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክታት ስምምዕነት ኢንቨስትመንት 500 ሚሊየን ብር ተፈራሪሙ Gebremariam Weldegerima Nov 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽ ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክታትን ፓሮን ትሬዲንግን ስምምዕነት ኢንቨስትመንት 500 ሚሊየን ብር ተፈራሪሞም። ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክን ፓሮን ትሬዲንግን ኣብ ባህርዳር ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃኒፁ ፍርያት ንምፍራሕ ዘኽእሎም ስምምዕነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 7 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢን 364 ሜትሪክ ቶን መድሓኒትን ከምዝተኸፋፈለ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 7 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢን 364 ሜትሪክ ቶን መድሓኒትን ከምዝተኸፋፈለ ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ ናብ ትግራይ ዝኣትዉ ዝተፈላለዩ ቀረባት ሰብኣዊ ሓገዛት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስርዓት ፍትሒ ድሕሪ ፖለቲካዊ ለውጢ ዘለዎ ነባራዊ ኩነታት ብዝብል ቴማ ልዝብ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ፍትሒ ኢትዮጵያ ድሕሪ ፖለቲካዊ ለውጢ ዘለዎ ነባራዊ ኩነታት ብዝብል ቴማ ልዝብ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣብ ስርዓት ፍትሒ ዝረአዩ ፀገማት እዋናዊ ኩነታን ቀፃሊ ጉዕዞን ዝድህስሱ መፅናዕታዊ ፅሑፋት ይቐርቡ ኣለዉ። ኩነታት ፍትሒ…
ስፓርት ኣብ ራብዓይ መዓልቲ ውዕሎ መበል 22 ፅዋዕ ዓለም ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Nov 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ መበል 22 ፅዋዕ ዓለም ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ 7 ሰዓት ኣብ ምድብ ሽዱሽተ ዝተደልደላ ሃገራት ሞሮኮን ክሮሺያን ክፃወታ ኢየን። ብተመሳሳሊ ኣብቲ ምድብ ዝርከባ ሃገራዊ ጋንታታ ቤልጂምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምኽንያት ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ህይወት ክልተ ህፃናት እንትሓልፍ ኣብ ሓደ ሰገን ድማ ጉድኣት ኣካል ኣጋጢሙ Gebremariam Weldegerima Nov 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ህይወት ክልተ ህፃናት እንትሓልፍ ኣብ ሓደ ሰገን ድማ ጉድኣት ኣካል ከምዘብፀሐ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ሓዊን ስግኣት ሓደጋን ኣፍሊጡ። በዓል ሞያ ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ንጋቱ ማሞ ከምዝገለፁዎ÷…
ስፓርት ዴንማርክን ቱኒዚያን ብማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን Desta Nov 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዴንማርክን ቱኒዚያን ብማዕረ ውፅኢት ባዶ ብባዶ ተፈላሊየን። ነዚ ስዒቡ ነጥቢ ተማቒለን ኣለዋ። መበል 22 ዋንጫ ዓለም ኣብ ኳታር ይካየድ ምህላዉ ይፍለጥ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 8 ፋብሪካታት ሽኮር ናብ ውልቀ ትካላት ንምዝውዋር ዝወፅአ ጨረታ ንሓደ ወርሒ ተናዊሑ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስት 8 ፋብሪካታት ሽኮር ናብ ውልቀ ትካላት ንምዝውዋር ዝወፅአ ጨረታ ንሓደ ወርሒ ከምዘናወሖ ኣፍሊጡ። መንግስቲ ኣብ ዝሓለፈ መወዳእታ ዓመት ፋብሪካታት ሽኮር ናብ ውልቀ ንምዝውዋር ጨረታ ከምዘውፀአ ይዝከር። ቅድሚ ሕዚ እቲ ጨረታ ከም…