Fana: At a Speed of Life!

ፓርክታት ኢንዱስትሪ ናብ ቀፃሊ ልምዓት ንምስግጋር ፖሊስታት ዳግም ምድህሳስን ምኽላስን የድሊ- ለሊሴ ነሜ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክታት ኢንዱስትሪ ናብ ቀፃሊ ልምዓት ንምስግጋር ፖሊስታት ዳግም ምድህሳስን ምኽላስን የድሊ ክብላ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨሰትመነት ለሊሴ ነሜ ገሊፀን። ረቂቕ ኣዋጅ ዞባ ፍሉይ ኢኮኖሚ እቲ ኮሚሽን ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ይሳለጥ…

ሎሚ መዓልቲ ክልተ ሃገራት ኣፍሪካ ዝሳተፋሉ ፀወታታት ዋንጫ ዓለም ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ክልተ ሃገራት ኣፍሪካ ዝሳተፋሉ ፀወታታት ዋንጫ ዓለም ክካየድ ኢዩ። ብመሰረት እዚ ሰዓት 7 ካሜሮን ምስ ሰስዊዘርላንድ ሰዓት 1 ፖርቱጋል ምስ ጋና ሰዓት 10 ኡራጋይ  ምስ ደቡብ ኮሪያ ሰዓት 4 ብራዚል ምስ ሰርቢያ…

እናተሃነፀ ዝርከብ ዓቕሚ ሓይሊ ባሕሪ ንፅባሕ ወለዶ መሰረት ዘንብር ኢዩ – ሬር ኣድሚራል ክንዱ ገዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ሬር ኣድሚራል ክንዱ ገዙ ኣብ ቀፅሪ ኢንጅነሪግ መከላኸሊ ቢሾፍቱን ኮሌጅ መከላኸሊ ኢንጂነሪንግ ባቦጋያን ሙያዊ ስልጠና ንምሃብ ንዝተሰናድኡ ሰብ ሞያ መሰረታዊ ሓይሊ ባሕሪ መምርሒ ሂቦም። እቶም ዋና ኣዛዚ÷ “ኣብ…

1 ሺሕን 21 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓርብ ኣብ ፀገም ዝነበሩ 1 ሺሕን 21 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ንተመለስቲ ዜጋታት ግቡእ ክንክንን ሓገዝን ብምግባር ናብ ዝተሰናደአሎም ማእኸል መፅንሒ ክኸዱ ከምዝተገበረ ካብ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳያን…

ኣብ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ጀርመን ብጃፓን ተሳዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ፅዋዕ ዓለም ሃገራዊት ጋንታ ጃፓን ንጀርመን መዘናኣ 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ሰዓት 10 ኣብ ዝጀመረ ፀወታ ክልቲአን ሃገራት ኢካይ ጉንዶኻን ኣብመበል 33 ደቒቕ ብዘመዝገባ ሽቶ ጀርመን…

ጥንኩር ስርዓት ጥዕና ንምህናፅ ዝተዋደደ ኣሰራርሓ የድሊ – ዶ/ር ሊያ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃንደበታዊ ሓደጋታት ጥዕና ሕብረተስብ ንምፅዋር ጥንኩር ስርዓት ጥዕና ንምህናፅ ዝተዋደደ ኣሰራርሓ ከምዘድሊ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ ኢትዮጵያ ዝረአዩ ሃንደበታዊ ሓደጋታት ጥዕና ንምክልኻልን ምላሽ ንመሃብን…

ቱርኪ ዓመፅቲ ኩርድ ይርከቡዎም ኢዮም ኣብ ዝበለቶም 500 ዝኾኑ ዒላማታት መጥቃዕቲ ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱርኪ ኣብ ኢራቕ ሶሪያ ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐሱ ዓመፅቲ ኩርድ ብዘካየደቶ መጥቃዕቲ ኣየር 500 ዝኾኑ ዒላማታት ከምዝወቕዐት ኣፍሊጣ። ቱርኪ ኣብ ቀረባ እዋን ብዘካየደቶም መጥቃዕቲ ኣየር እቶም ዓመፅቲ ዓሪዶምሎም ኢዮም ዝበለቶም 471 ዒላማታት…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ክልል ትግራይ ተቋሪፁ ዝፀንሐ በረራ ንምጅማር ኣብ ምድላው ከምዝርከብ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ክልል ትግራይ ተቋሪፁ ዝፀንሐ ስሩዕ በረራ ንምጅማር ኣብ ምድላው ከምዝርከብ ዋና ፈፃሚ እቲ መገዲ ኣየር መስፍን ጣሰው ተዛሪቦም። እቶም ዋና ፈፃሚ ስራሕ÷ ኣብ ሞንጎ መንግስቲን ህወሓትን ዝተበፅሐ ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ…

ኣፍሪካውያን ንልምዓት ኢንዱስትሪን ምጥንኻር ሕድሕዳዊ ንግዲን ትኹረት ክህቡ ይግባእ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካውያን ንልምዓት ኢንዱስትሪን ምጥንኻር ሕድሕዳዊ ንግዲን ትኹረት ክህቡ ከምዝግባእ ምክልት ቀዳማይ ሚነሲትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣይ ተደመቀ መኮንን ኣብ ኒጀር ከተማ ኒያሚ ኣብ ዝተጀመረ ኣኼባ ሕብረት…

ታንከራት ጠራቀሚ ማይን ሰብ ሞያ ማይን ብመስመር ጎንደር ሑመራ ናብ ትግራይ ከምዝለኣኸ  ሚኒስቴር ማይን ኤነርጂ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ታንከራት ጠራቀሚ ማይን ሰብ ሞያ ማይን ብመስመር ጎንደር ሑመራ ናብ ትግራይ ከምዝለኣኸ  ሚኒስቴር ማይን ኤነርጂ ኣፍሊጡ። ካብዚ ብተወሳኺ ምስ ማይን ተተሓሓዝቲ ኣገልግሎታትን ዝሰርሑ ሰብ ሞያ ዝተፈላለዩ ኣቑሑት ሒዞም ከምዝተለኣኹ ገሊፁ። ብኻሊእ…