Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ቤት ኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ተሳታፊት ዝኾነት ጋንታ ኣዳማ ከተማ ስምምዕነት የስፖንሰር ሺፕ 60 ሚለየን ብር ፈሪማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኣዳማ ከተማ ምስ ዝተፈላለዩ ኩባኒያታት  አዳማ ከተማ ስምምዕነት የስፖንሰር ሺፕ 60 ሚለየን ብር ከምዝገበረት ኣፍሊጣ፡፡ የቤት ኪንግ ኢትዮጵያ ፕሪሚየር ሊግ ተሳታፊ የሆነው አዳማ ከተማ ከአንበሳ ቢራ እና ዋሊን ቢራ አምራች ኩባንያ ጋር…

ኣይተ ኣወል ኣርባን ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ኣብ ልምዓት ስርናይ ቆላ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ረእሰ ምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባን ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ኣብ ክልል ዓፋር ወረዳ ዱብቲ ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕ ሄክታር መሬት እናለምዐ ኣብ ዝርከብ ልምዓት ስርናይ ቆላ ዑደት ገይሮም። እቲ ዑደት ዝተገበረሉ ልምዓት ስርናይ…

ሕቡራት ዓረብ ኢሚሬታት ኣብ ክልል ትግራይ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ተወሳኺ 30 ቶን ምግቢ ተንከፍ ናውቲ ልኢኻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቡራት ዓረብ ኢሚሬታት ኣብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ዜጋታት ዝውዕል ተወሳኺ 30 ቶን ምግቢ ተንከፍ ናውቲ ከምዝለኣኸት ኣፍሊጣ። እታ ሃገር ዝለኣኸቶ ተወሳኺ ሓገዝ ምግቢ፥ ኣብ ትግራይ ንዝርከቡ 5 ሺሕ ህፃናትን ኣዴታትን ሓዊሱ 7…

ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ብኲናት ዝተጎድኡ ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮጀክት 135 ሚሊየን ብር ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ብኲናት ዝተጎድኡ ልዕሊ 227 ሺሕ ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮጀክት 135 ሚሊየን ብር ዕላዊ ገይራ። እታ ቤተ ክርስቲያን ኣብ ትግራይ፣ ኣምሓራ፣ ዓፋርን ኦሮሚያን ብምኽንያት ፀገም ፀፅታን ኲናትን ጉድኣት…

በኣብ ሞንጎ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባን ኣፈፃሚ ኣካል ስነ-ስርዓት ምንባር ክታም ስምምዕነት ትልሚ  ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በኣብ ሞንጎ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባን ኣፈፃሚ ኣካል ስነ-ስርዓት ምንባር ክታም ስምምዕነት ትልሚ  ተኻይዱ። ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ስራሕቲ ውክልና ህዝቢን ኣስፈፃሚ ኣካላት ናይ ምክትታልን ምቁፅፃርን ብግቡእ ንምስራሕ ዘኽእሎ ቀዋሚ ኮሚቴ ወዲቡ ናብ…

መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሰብዓዊነት እንትበሃል ጎንፂ ጠጠው ንምባል ዘመሓላለፎ ውሳነ ትኽክለኛ ስጉምቲ ኢዩ -ቱርኪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሰብዓዊነት እንትበሃል ጎንፂ ጠጠው ንምባል ዘመሓላለፎ ውሳነ ነቲ ጎንፂ መፍትሒ ንምትእልላሽ ትኽክለኛ ስጉምቲ ኢዩ ክትብል ቱርኪ ገሊፃ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፁ ከምዝገለፆ፥ መንግስቲ…

ንራብዓይ ዓመት ሓምለዋይ ኣሰር ቅድመ ምድላዋት እናተገበሩ ክዝኾኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንራብዓይ ዓመት ሓምለዋይ ኣሰር ቅድመ ምድላዋት እናተገበሩ ክዝኾኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ኣብ ዝመፅእ ክረምቲ ምንቅስቓስ ሓምለዋይ ኣሰር ራብዓይ ዓመቱ ከምዝሕዝ ይፍለጥ፡፡ ነዚ ስዒቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር…

ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ተመዛቢሎም ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተዓቖቡ ዜጋታት ብዘላቕነት ናይ ምጥያሽ ስራሕ ትኹረት ንኅወሃቦ ኣባላት ቤት ምኽሪ እቲ ክልል…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ 6ይ ዙር 1ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 2ይ ስሩዕ ጉባኤኡ እናካየደ ይርከብ፡፡ ርእሰ ምምሕዳር ዶክተር የልቃል ከፋለ ኣብ ዘቕረቡዎ ፀብፃብ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘቕረቡዎ ሕቶ፥ “ካብ ክልላት ኦሮሚያን ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን…

ኮሚሽን ሃገራዊ ምኅክር ቀዳማይ ዕላዊ መድረኽ ምፍላጥ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ቀዳማይ ዕላዊ መድረኽ ምፍላጥ ምስ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ዓበይቲ ዓዲን ኣዴታት ሰላምን ይገብር ኣሎ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት 11ኦም ኮሚሽነራት ምስ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ኣባ ገዳታት፣ ዓበይቲ ዓዲን ኣዴታት ሰላምን ምፍላጥ…

መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሰብዓዊነት እንትበሃል ጎንጺ ጠጠው ንምባል ምውሳኑ ሕብረት ኣውሮፓ ንኢዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝደልዩ ዜጋታት ተበፃሒ ንምግባር ብዝብል ጎንጺ ጠጠው ንምባል ምውሳኑ ከምዝድግፍ ገሊፁ። እቲ ሕብረት ነዚ ኣመልኪቱ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፁ ኣብ ዘንበሮ ፅሑፍ፥ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ዜጋታት…