ቢዝነስ ልዕሊ 513 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Desta Nov 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 2 ክሳብ 8 ሕዳር 2015 ዓ.ም ብዝተገበረ ክትትል ልዕሊ 513 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዘ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። እቶም ናውቲታት ዘዘዋውሩ ዝነበሩ 21 ውልቀሰባትን 17 ተሽከርከርቲን ኣብ ቁፅፅር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብቑዕ ዜጋ ንምፍራይ ዘኽእል ስራሕ ምስራሕ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ትምህርቲ ገሊፁ Desta Nov 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቑዕ ዜጋ ንምፍራይ ዘኽእል ስራሕ ምስራሕ ከምዝግባእ ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ተዛሪቦም። ንሰለስተ መዓልታት ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዝሳለጥ ዝነበረ መበል 31 ጉባኤ ተምህርቲ በዓል 8 ነጥብታት ቅዋም በምድማፅ ተዛዚሙ። ኣብ መዛዘሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ንማእኸለዎትን ላዕለዎትን ዲፕሎማታት ስልጠና ይህብ ኣሎ Desta Nov 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ንማእኸለዎትን ላዕለዎትን ዲፕሎማታት ስልጠና ይህብ ኣሎ። እቲ ሰልጠና ኣብ ርከብ ወፃኢን ምሕላው ብሄራዊ ረብሓን ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቲ ስልጠና ዘህቡ ዘለዉ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣይተ ሃይለማሪያም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሌጅ ሕክምናን ጥዕና ሳይንስን ዩኒቨርሲቲ ባህር ዳር 252 ተምሃሮ ኣመሪቑ Desta Nov 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ሕክምናን ጥዕና ሳይንስን ዩኒቨርሲቲ ባህር ዳር 252 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ካብ መንጎ እቶም ተመረቕቲ እተን 76 ደቂ ኣኒስቴዮ ከምዘኾና ተሓቢሩ። እቶም 57 ስፔሻሊስት ሓካይም ከምዝኾኑ አወነ ተገሊፁ። እዋናዊ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ መበል ሳልሳይ ኮንፈረንስ ሚኒስቴራት ፋይናንስ ፀረ ግብረ ራዕዲ ትሳተፍ ኣላ Desta Nov 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል ሳልሳይ ኮንፈረንስ ሚኒስቴራት ፋይናንስ ፀረ ግብረ ራዕዲ ትሳተፍ ኣላ። ብሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ህንድ ኒው ደልሂ ኣብ ዝካየድ ዘሎ እቲ ጉባኤ ይሳተፍ ኣሎ። እቲ ኮንፈረንስ “ንግብረ…
ስፓርት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ Desta Nov 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መበል 26 ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ኣብ ከተማ ሰመራ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ ሓፈሻዊ ጉባኤ ኣብ ብዙሓት ዛዕባታት ውሳነ ከሕልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ሕቶ ኣባልነት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ክልል ደቡብ ምዕራብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅባሕ ኣብ ሎሚ ኮይንኻ ንምህናፅ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ከም ፋና ዝበለ ሚዲያ የድሊ-ኣይተ ኣብረሃም ኣለኸኝ Desta Nov 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ኣብ ሎሚ ኮይንኻ ንምህናፅ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ከም ፋና ዝበለ ሚዲያ የድሊ ክብሉ ኣካቢ ኣመራርሓ ቦርድ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ኣተሓባባሪ ሚኒስትር ህንፀት ዴሞክራሲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ኣብረሃም ኣለኸኝ ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ንኢትዮጵያ ዘኹረዐ ኣፍሪካዊ ዓወት ኢዩ- ኣይተ ደመቀ መኮንን Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪቶሪያ ዝተበፅሐ እቲ ስምምዕነት ሰላም ንኢትዮጵያ ዘኹረዐ ኣፍሪካዊ ዓወት ከምዝኾነ ምክትል ቀዳማይ ሚኒትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ተዛሪቦም። ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣመልኪቶም ንሰራሕተኛታት እቲ ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀፃሊ ሰንበት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝካየድ ዓብዪ ጉያ ንተሸከርከርቲ ዕፁዋት ዝኾኑ መገዲታት ዕላዊ ኮይኖም Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ድሕሪ ፅባሕ ሰንበት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝካየድ ዓብዪ ጉያ ተጀሚሩ ክሳብ ዝዛዘም ንተሸከርከርቲ ዕፁዋት ዝኾኑ መገዲታት ዕላዊ ገይሩ። ኣብቲ ዕለት መበገሲኡ መስቀል ኣደባባይ ብምግባር ዝጅምር ውድድር ብስታዲየም ኣዲስ ኣበባ፣ ቡናና…
ስፓርት ባሕርዳር ከነማ ንኢትዮጵያ ቡናን 3 ን 1 ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባሕርዳር ከነማ ንጋንታ ኢትዮጵያ ቡናን 3 ን 1 ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ፡፡ ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ዝተኻየደ 8ይ ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ÷ ፉኣድ ፈረጃ፣ ፍፁም ጥላሁንን ያሬድ ባየህን ናይ ባህርዳር…