ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወሰኽ ዋጋ ኪራይ መንበሪ ገዛ ንምግዳብ ዝወፅአ ደምቢ ንሰለሰተ ኣዋርሕ ተናዊሑ Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወሰኽ ዋጋ ኪራይ መንበሪ ገዛን ተኻረይቲ ምውፃእን ንምግዳብ ዝወፅአ ደምቢ ንሰለሰተ ኣዋርሕ ከምዝተናወሐ ተገሊፁ። ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሕቶ ዜጋታትን ሃገራዊ ኩነታትን ኣብ ውሽጢ ግምት ብምእታው ቅድሚ ሕዚ ተኻረይቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ መሰረት ብምግባር ጎንፂ ጠጠው ንምባል ምውሳኑ ከምትድግፍ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩናይትድ ስቴትስ ኣሜሪካ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከቡ ሰብኣዊ ሓገዝ ዘድልዮም ዜጋታት ዝተሳለጠ ሰብኣዊ ሓገዝ ንኽበፅሕ ጎንፂ ጠጠው ንምባል ምውሳኑ ብእወንታ ከምትቕበልን ኣጥቢቓ ከምትድግፍን ኣፍሊጣ። መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ክልል ሎምባርዲያ ጣሊያን ፕሬዚዳንት ሰብ ሃብቶም ኣብ ኢትዮጵያ መዋዕለ-ንዋዮም ንኸፍስሱ ከምዘበረታትዑ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጣሊያን ደሚቱ ሃምቢሳ ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት፣ ቱሪዝምን ንግዲን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ምስ ፕሬዚዳንት ክልል ሎምባርዲያ ጣሊያን ኣቲሊዮ ፎንታና ከምዝተዛተዩ ገሊፀን። እተን ኣምባሳደር ኣብቲ እዋን ዘተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒ ናብ ጅግጅጋ ኣቲየን Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒ ናብ ጅግጅጋ ኣቲየን። እተን ሚኒስትር ኣብ ጅግጅጋ መዕርፎ ነፈርቲ ገራድ ዊልዋል እንትበፅሓ ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ኣይተ ኣብዱራህማን ሰኢድ ኣቀባብላ ገይሮምለን፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ ገበናት ዝተጠረጠሩ ልዕሊ 18 ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተፈላለዩ ሹቓት ንግዲን መንበሪ ገዛ ውልቀ ሰባትን ብዝተገበረ ብርበራ ብዘይሕጋዊ መገዲ ተኸዚኖም ዝተረኸቡ ላፕቶፓት፣ ሞባይል ስልኪታትነ መለዋወጢ ኣቑሑት ምስ 18 ተጠርጠርቲ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም ብምርመራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ንክልላት ዓፋርን ሶማሌ ሓገዝ 60 ሚሊየን ብር ገይሩ Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ንክልላት ዓፋርን ሶማሌ ሓገዝ 60 ሚሊየን ብር መግባሩ ኣፍሊጡ። የገንዘብ ድጋፉን የሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ዋና ስራ አስፈፃሚ አቶ ጀማል አሕመድ በሰመራ እና ጅግጅጋ ከተማ በመገኝት አስረክበዋል እቲ ሓገዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሪታኒያ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ሰብዓዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ዜጋታት ቀረብ ሓገዝ ንኽሳለጥ ጎንፂ ጠጠው ምባሉ ንኢዳ Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ሰብዓዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ዜጋታት ቀረብ ሓገዝ ዝተሳለጠ ንኽኸውን ጎንፂ ጠጠው ከምዘበለ ኣፍሊጡ ኢዩ። ነዚ ውሳነ መንግስቲ ስዒቡ ድማ ኤምባሲ ብሪታኒያ ኣብ ኢትዮጵያ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘመሓላለፎ ውሳነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ልማታን ዕቤታን ንኅረጋገፅ ጀርመን ናይ ባዕላ ኣስተዋፅኦ ንምግባር ድልውቲ ከምዝኾነት ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ጎንፂን ዘይምርግጋእን ወፂኣ ልማታን ዕቤታን ንምርግጋፅ ጀርመን ናይ ባዕላ ኣስተዋፅኦ ንምግባር ድልውቲ ከምዝኾነት ኣብ ሚኒስቴር ልምዓትን ምትሕብባርን ጀርመን ሓላፊ ምብራቕ ኣፍሪካ ቮን ኢሰን ምርክስ ገሊፆም። ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓደሽቲ ንዝተሸሙ ኣምባሳደራት ኣብ ብሄራዊ ቤተመንግስቲ መርሃ ግብሪ ምፍናው ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያ ወኪሎም ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንዝተሸሙ ኣምባሳደራት ኣብ ብሄራዊ ቤተመንግስቲ መርሃ ግብሪ ምፍናው ይካየድ ኣሎ። ንኢትዮጵያ ወኪሎም ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንዝተሸሙ ኣምባሳደራት ስነ-ስርዓት ምፍናውን ቃለ-ማሕላን ኣብ ብሄራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከቡ ሰብኣዊ ሓገዝ ዘድልዮም ዜጋታት ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝተሳለጠ ንምግባር ጎንፂ ጠጠው ከምዘበለ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከቡ ሰብኣዊ ሓገዝ ዘድልዮም ዜጋታት ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝተሳለጠ ንምግባር ጎንፂ ጠጠው ከምዘበለ ገሊፁ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከቡ ሰብኣዊ ሓገዝ ዘድልዮም ዜጋታት ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ…