ንዘይተወሰነ እዋን ሸርፊ ወፃኢ ዘይፍቀደሎም ካብ ወፃኢ ንዝኣትዉ ናውቲታት መመሓየሺ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘይተወሰነ እዋን ሸርፊ ወፃኢ ዘይፍቀደሎም ካብ ወፃኢ ንዝኣትዉ ናውቲታት መመሓየሺ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ገንዘብ ገሊፁ፡፡
ቅድሚ ሕዚ ንዘይተወሰነ እዋን ተመሓላሊፉ ዝነበረ ሸርፊ ወፃኢ ዘይቀደሎም ካብ ወፃኢ ኣብ ዝኣተው ዝርዝር ናውቲ መመሓየሺ ምግባር…