ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎሚ ሓዱሽ ታሪክ ንዓለም ንምርኣይ ተዳሊና ኣለና – መንግስቲ Desta Jul 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ምኽኣልና ደጊምና እነርእየሉ ዕለት ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ኣገልግሎት ተስፋሁን ጎበዛይ ሎሚ ዝካየድ መርሃ ግብሪ ምትካል ፈልሲ ጠሚቶም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብ ሓደ ፀሓይ 700 ሚሊየን ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎሚ ብብርኪ ሃገር ካብ ሰዓት 12፡00 ጀሚሩ ኣብ ሓደ ፀሓይ 700 ሚሊየን ፈልሲታት ክትከል ኢዩ Desta Jul 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ) ሎሚ ብብርኪ ሃገር ካብ ሰዓት 12፡00 ጀሚሩ ኣብ ሓደ ፀሓይ 700 ሚሊየን ፈልሲታት ክትከል ኢዩ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሓሙስ ብሓባር ታሪኽ ንስራሕ ክብሉ ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡ እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢኒሼቲቭ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ንማሕበራዊ ምትእስሳብር፣ ንፈጠራ ኢኮኖሚን ዓለም ለኸ ተሳትፎን ሓይሊ ኮይኑ ኢዩ – ፓርቲ ብልፅግና Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢኒሼቲቭ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ንማሕበራዊ ምትእስሳብር፣ ንፈጠራ ኢኮኖሚን ዓለም ለኸ ተሳትፎን ሓይሊ ኮይኑ ኢዩ ኢሉ ፓርቲ ብልፅግና፡፡ እቲ ፓርቲ ሓምለዋይ ኣሰር ብዝምልከት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ኢትዮጵያ ብምትካል ምብራኽ ከምዝከኣል ኣርኣያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ዞባ ጅማ ከተማ በሻሻ ዘህነፆ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ዞባ ጅማ ከተማ በሻሻ ዘህነፆ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሎሚ መዓልቲ ብምምራቕ ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይሩ፡፡ ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ምርቓት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፣ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ሩሲያ ምንቅጥቃጥ መሬት ስዒቡ ዝበፅሐ ሱናሚ ዘስዐቦ ስግኣት… mizan mekonen Jul 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሩስያ ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ስዒቡ ኣብ ብዙሓት ሃገራት ከቢድ ሓደጋ ስግኣት ሱናሚ ተፈጢሩሎም፡፡ ሩሲያ ኣብ ምብራቓዊ ገማገም ባሕሪ ዝበፅሐ ብሬክተር ስኬል 8 ነጥቢ 8 ዝተመዝገበ ምንቅጥቃጥ መሬት ስዒቡ ኣብ ዙርያ ውቅያኖስ ፓስፊክ…
ስፓርት ባየር ሙኒክ ንሉዊስ ዲያዝ ምፍራማ ዕላዊ ገይራ mizan mekonen Jul 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ባየር ሙኒክ ንኮሎምብያዊ ኣጥቃዓይ ሉዊስ ዲያዝ ምፍራማ ዕላዊ ገይራ። ሓያል ክለብ ጀርመን ባየር ሙኒክ ነዚ ወዲ 28 ዓመት ጥቃዓይ ተፃዋቲ ሊቨርፑል ብ65 ነጥቢ 5 ሚሊየን ፓውንድ ኣፈሪማቶ። እቲ ኮሎምብያዊ ተፃዋቲ ምስ ሙኒክ ን4 ዓመት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ለኸ ጉባኤ ሰላም ኣብ ከተማ ሃረር ክካየድ እዩ mizan mekonen Jul 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ራብዓይ ሃገር ለኸ ጉባኤ ሰላም ኣብ ከተማ ሃረር 28ን 29ን ሓምለ 2017 ዓ.ም ክካየድ እዩ፡፡ ዋና ፀሓፊ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሎቀ ትጉሃን ቀሺ ታጋይ ታደለ እቲ ጉባኤ ሰላም ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ ልዕሊ 300 ሰባት ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ፅባሕ 524 ሚሊየን ፈልሲታት ንምትካል ምድላው ተዛዚሙ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብቲ ክልል ፅባሕ 524 ሚሊየን ፈልሲታት ንምትካል ምድላው ተዛዚሙ ኢሎም። ኣይተ ሽመልስ ፅባሕ ዝካየድ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓደ ፀሓይ ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ካብ ፅባሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ሃገራዊ ተረኽ ንምህናፅ ሚዲያ ተዋዲዱ ምስራሕ ወሳኒ ኢዩ – ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓበራዊ ሃገራዊ ተረኽ ንምህናፅ ሚዲያ ተዋዲዱ ምስራሕ ወሳኒ ግደ ኣለዎ ኢሎም ሓላፊ ዘፈር ዓለም ለኸን ርክብ ህዝቢን ፓርቲ ብልፅግና ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)፡፡ ዘፈር ዓለም ለኸን ርክብ ህዝቢን ፓርቲ ብልፅግና ምስ ኣመራርሓን ሰብ ሞያን ርክብ ህዝቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ትልሚ ተኸላ ፈልሲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ንምስታፍ ተዳልያ እያ mizan mekonen Jul 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ኣብ ዝካየድ 700 ሚሊየን ፈልሲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ንምትካል ኣብ ዝተትሓዘ ሃገራዊ ትልሚ ንምስታፍ ድልውቲ እያ ኢለን ከንቲባ ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ። ኣብቲ መዓልቲ ፈልሲ ብምትካል ሓድነትና፣ ቆራፅነትናን ፅንዓትናን…