ካብ ውሽጢን ወጻኢን ዝፍነዉ መጥቃዕቲታት ዝምክት ሓይሊ ባሕሪ ይህነፅ ኣሎ – ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ውሽጢን ወጻኢን ዝፍነዉ መጥቃዕቲታት ዝምክት ሓይሊ ባሕሪ እናተሃነፀ ምዃኑ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ሬር ኣዲሚራል ክንዱ ገዙ ገሊፆም።
እቶም ዋና ኣዛዚ ኣብ ቢሾፍቱ ዝርከብ ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ መሰረታዊ ሓይሊ ባሕሪ ስራሕቲ…