ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ድሬዳዋ ዑደት ገይረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ኣይተ ከድር ጁሃርን ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ድሬዳዋ ዑደት ገይረን።
ኣብቲ ዑደት ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ምክትል ሓላፊ ቤት ጨንፈር ፅሕፈት…