ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተንቀሳቓሲ ዘበናዊ ማእኸል ስልጠና ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Nov 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰገናት ዝተፈላለዩ ስልጠናታት ዝህበ ተንቀሳቓሲ ዘበናዊ ማእኸል ስልጠና ወይ እውን “ዲጂ ትራክ” ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ። ኣብ መርሃ ግብሪ መጀመሪ እቲ ማእኸል÷ ሚኒስቴር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ፣ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋን ዳይሬክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 40 ሚኢታዊ ብፅሒት ኢትዮ ቴሌኮም ንምሻጥ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ዓለም ለኸ ጨረታ ክወፅእ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ 3ይ ቴሌኮም ፕራይቬታይዜሽን ንመሃብ ዓለም ለኸ ትካላት ቴሌኮም ድሌቶም ንኸርእዩ ሓቲቱ። ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ሚኒስትር ዲኤታ ኢዮብ ተካልኝን ኢትዮ ቴሌኮም ብኽፋል ናብ ዘፈር ውልቀ ኣብ ዝዛወረሉ ኩነታ ኣድሂቦም መግለፂ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት መበል 17 ጉባኤ ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20 ኣብ ኢንዶኔዢያ ሎሚ መዓልቲ ክዛዘም ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 17 ጉባኤ ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20 ኣብ ኢንዶኔዢያ ባሊ እናተሳለጠ ይርከብ። ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ውዕሎ ዘተ እቲ ጉባኤ÷ ኣብ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ከተኩር ኢዩ ተባሂሉ፡፡ “ብሓድነት ነንሳዕርር፣ ንጠንክር” ብዝብል መሪሕ ቃል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ 7ይ ህፁፅ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Nov 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ 5ይ ዓመት 8ይ ዘበን ስራሕ 7ይ ህፁፅ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ህፁፅ ጉባኤኡ ዝተመሓየሸ እርከን በዝሒ ተወከልቲ ተወከልቲ ህዝቢ ንምውሳን ዝወፅአ ኣዋጅ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ተዛቲዩ ውሳነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናውቲታት ሕክምና ዝፀዓና ክልተ ተሽከርከርቲ መቐለ ኣትየን Desta Nov 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናውቲታት ሕክምና ዝፀዓና ክልተ ተሽከርከርቲ መቐለ ኣትየን። እተን ተሽከርከርቲ ናይ ህፁፅ እዋንን ቀዳማይ ሬዲኤት ሕክምናን ንምሃብ ዘኽእሉ ናውቲታት ሒዘን ከምዝኣተዋ ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኣፍሊጡ። እቶም መድሓኒታት ህፁፅ ረድኤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኖርዌይ ኣብ ሓለዋ ከባቢ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ሽርክና ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፃ Desta Nov 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኖርዌይ ኣብ ሓለዋ ከባቢን ምክልኻል ለውጢ ክሌማን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ሽርክና ኣጠናኺራ ከምእትቕፀል ገሊፃ። ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ ምስ ኣምባሳደር ኖርወይ ኣብ ኢትዮጵያ ስቴይን ክሪስቴንሰን ዘቲየን። እተን ሚኒስትር፥ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 17 ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ንኢትዮጵያ ብዙሕ ዕድል ሒዙ ከምዝመፅእ ተገሊፁ Desta Nov 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያእተተኣናግዶ መበል 17 ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ንኢትዮጵያ ብዙሕ ዕድል ሒዙ ከምዝመፅእ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ሁሪያ ዓሊ፥ እቲ ጉባኤ ብዝምልከት ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምኻን ጋዜጣዊ መግለፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነስርዓት ምውፃእ ዕፃ ኣባይቲ ፍትሓውነት ብዘንግስ መገዲ ንምፍፃም ፃዕሪ ተገይሩ ኢዩ-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Desta Nov 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነስርዓት ምውፃእ ዕፃ ኣባይቲ ፍትሓውነት ብዘንግስ መገዲ ንምፍፃም ፃዕሪ ተገይሩ ኢዩ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ፥ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣማራፅታት ኣቕርቦት መንበሪ ሓባር ኣባይቲ ብምዝርጋሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተሰሪዙ ዝነበረ ዕፃ ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ኣዲስ ኣበባ ስነ-ስርዓት ምውፃእ ዕፃ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ ሕዚ ብምኽንያት ዝተፈፀመ ገበን ምጭብርባር ተሰሪዙ ዝነበረ ዕፃ ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ኣዲስ ኣበባ ስነ-ስርዓት ምውፃእ ዕፃ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምውፃእ ዕፃ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕን ፃውዒት ዝተገበረሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ኤምባሲታት ወተሃደራዊ “ኣታሼታት” ብዛዕባ ስምምዕነት ሰላም መብርሂ ተዋሂቡ Desta Nov 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ኤምባሲታት ወተሃደራዊ “ኣታሼታት” ብዛዕባ ስምምዕነት ሰላም መንግስቲ ፌዴራልን ህወሓትን መብርሂ ተዋሂቡ። ነቲ መብርሂ ዝሃቡ ዳይሬክተር ርክብ ወፃኢን ወተሃደራዊ ምትሕብባርን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሜጀር ጄነራል…