Fana: At a Speed of Life!

ትማሊ ኣብ ቻይና ዝተሓምሸሸት ኣውሮፕላን ብህይወት ዝተረፈ ሰብ ከምዘየለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ኣብ ምብራቓዊ ሸነኽ ቻይና ደቡባዊ ጓንጊዢ ዝተሓምሸሸት ቦይንግ 737-800 ኣውሮፕላን ብህይወት ዝተረፈ ሰብ ከምዘየለ ሰራሕተኛታት ህይወት ኣድሕን ብምርቋሕ መንግስቲ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እታ ኣውሮፕላን 132 ሰባት ኣሳፊራ እናበረረት እናላ…

ኣብ ደሴ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ቀዳማይ ስሩዕ ጉባኤኡ ዝሃቦም ውሳነታትን ቀፀልቲ ኣንፈታትን ምስ ነበርቲ ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ቀዳማይ ስሩዕ ጉባኤኡ ዝሃቦም ውሳነታትን ቀፀልቲ ኣንፈታትን ብምድሃብ ምስ ነበርቲ ደሴ ይዛተ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ዕድል ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል፥ እቲ መድረኽ ውሳነታት ፓርቲ ብልፅግና ብቐጥታ ናብ ህዝቢ…

ሙዓዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት ኣብ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ምስ መረፅቲ ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣማኻሪ ማሕበራዊ ጉዳያት ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣባል ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ሙዓዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት ኣብ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ምስ መረፅቲ ይዛተዩ ኣለዉ። ኣብቲ ዘተ ዝተረኸቡ ተሳተፍቲ ኣብቲ ክፍለ ከተማ ኢሉ እውን መላእ ከተማ ዘለዉ…

ንሰላምን ልምዓትን ብሓባር እንተሰሪሕና ዘይንሳገሮ ፀገም የለን – ርእሰ ምምሕዳር ኣወል ኣርባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህዝብና ንሰላምን ልምዓትን ብሓባር እንተሰሪሕና ዘይንሳገሮ ፀገም የለን ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ከምዚ ዝበሉ ኣብቲ ክልለ ይሳለጥ ኣብ ዘሎ ቀዳማይ ዓመት ዘበን ስራሕ ቀዳማይ ስሩዕ ጉባኤ…

ኣብ ወፍሪ ህልውና ዝለዓለ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዘመዝገቡ ኣካላት ኣፍልጦ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወፍሪ ህልውና ዝለዓለ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዘመዝገቡ ኣባላት ሰራዊት፣ ስቪል ሰራሕተኛታትን ክፍሊታትን ብዋና መምርሒ ጥዕና ሚኒስቴር መክልኻል ሃገር ኣፍልጦ ይወሃብ ኣሎ። ኣብቲ ስነ ሰርዓት ምሃብ ኣፍልጦን ምስጋናን ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት…

ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ትፅቢት ዝግበረሎም ውፅኢት ንኸምፅኡ መንግስቲ ኣድላዪ ሓገዝ ክገብር ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕን ሸርፊ ወፃኢ ኣብ ምምፃእን ትፅቢት ዝግበረሎም ውፅኢት ንኸምፅኡ መንግስቲ ኣድላዪ ሓገዝ ከምዝገብር ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ለቡ…

ኣብ መላእ ኣሜሪካ ዝነብሩ ኢትዮጵያዊያን ኤች ኣር 6600ን ኤስ 3199ን ዝተብሃሉ ሓደገኛ ረቂቕ ሕግታት ንከይፀድቁ ሰፊሕ ወፍሪ ንክገብሩ ኣይተ ደመቀ ፃውዒት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ኣሜሪካ ዝነብሩ ኢትዮጵያዊያን ዴያስፖራታት ኣብ ቤት ምኽሪ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ንምትሕልላፍ ዝተለምዎ ኤች ኣር 6600ን ኤስ 3199ን ዝተብሃሉ ሓደገኛ ረቂቕ ሕግታት ንከይፀድቁ ሰፊሕ ወፍሪ ንክገብሩ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን…

ዪኒቨርሲቲ ወሎ ተምሃሮ ምቕባል ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ተቛሪፁ ዝነበረ ስሩዕ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር መሊስካ ንምቕፃል ዪኒቨርሲቲ ወሎ ተምሃሮኡ ምቕባል ጀሚሩ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ምድላዋቱ ዛዚሙ ነባር ተምሃሮ ምቕባል ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ፡፡ ናብ ዩኒቨርሲቲ ወሎ እናኣተዉ ዝርከቡ…

 ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ምስ ኤክስኪዩቲቭ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፌዴሪኢ  ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ምስ ኤክስኪዩቲቭ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ታውፊላ ንያማድዛቦ ተዛቲየን። ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉ ትልሚታት ልምዓት ምዝታዮም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እተን…

ቀዳማይ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር ዓፋር ሻድሻይ ዘበን ስራሕ ቀዳማይ ዓመት 1ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ሰመራ ጀሚሩ። እቲ ጉባኤ ክሳብ 14 መጋቢት 2014 ዓ.ም ኣብ ዝህልዎ ፃንሒት ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናዊ ዛዕባታት ኣድሂቡ…