ኣይተ ተመስገን ጥሩነህን ናይ ሶማሊያ መዘነኦምን ዞባዊ ድሕንነት ክልቲአን ሃገራት ብሓባር ንምርግጋፅ ተፈራሪሞም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክተር ጄነራል ብሔራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ተመስገን ጥሩነህ ምስ ሶማሊያ መዘነኦም ማሃድ ሳላድ ተዛቲዮም፡፡
ክልቲኦም ወገናት ኣብ ልውውጥ ሓበሬታ፣ ግብረ ራዕዲ ኣብ ምውጋእ ከምኡ እውን ኣብቲ ዞባ ዘላቒ ሰላም ንምዕሳልን ድሕንነት…