ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ብምዃን ተሾይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ገይሮም ሾይሞም፡፡
ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ካብ 2 ጥሪ 2015 ዓ.ም ጀሚሮም ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኮይኖም ከምዝተሸሙ ካብቲ ሚኒስቴር…