ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሞም።
ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ወና ኣፋሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠውን ሚኒስትር ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒን ክታሞም…