ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስምምዕ ሰላም ንኢትዮጵያ ዲፕሎማሲያዊ ዓወት ዝሃበ ኢዩ- ምሁራት Desta Nov 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እቲ ስምምዕ ሰላም ንኢትዮጵያ ዲፕሎማሲያዊ ዓወት ከምዝሃባ ምሁራት ሕግን ፖለቲካዊ ሳይንስን ገሊጾም። ውሽጣዊ ዘይምርድዳእ ንግዳማዊ ተቓላዕነት ከምዘሳጥሕ ዘመላኸቱ እቶም ምሁራት፡ እቲ ዝተበጽሐ ስምምዕ ካብ ተቓላዕነት ከም ዝንኪ ገሊፆም። ተንታኒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓላፊ ኤጀንሲ ሓበሬታን ድሕንነትን ሶማሊያ ዝተመርሐ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Nov 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዳይሬክተር ጀነራል ኤጀንሲ ሓበሬታን ድሕንነትን ሶማሊያ ማሀድ ሞሓመድ ዝተመርሐ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝኣተወ ብሄራዊ ኣገልግሎት ድሕንነትን ሓበሬታን ኣፍሊጡ። እቲ ልኡኽ ንክልተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ኣብ ዓለም ለኸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኦፕሬሽን ዲቪዥን ኤፍ ቢ ኣይ ኣብ ኢትዮጵያ ፖሊስ ፌደራል ፓሊስ ዑደት ስራሕ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Nov 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኦፕሬሽን ዲቪዥን ኤፍ ቢ ኣይ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ፖሊስ ፌደራል ፓሊስ ዑደት ስራሕ ገይሮም። ኣብቲ ዑደት÷ ኣፈፃሚት ጉዳይ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ትሬሲ ኣን ጃኮብሰን ተረኺበን፡፡ ኮሚሽነር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ትግራይን ልዕሊ 342 ሚሊየን ብር ሰብኣዊ ሓገዝ ምግባሩ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ትግራይን ካብ 20 ጥቅምቲ 2015 ዓ.ም ልዕሊ 342 ሚሊየን ብር ሰብኣዊ ሓገዝ ምግባሩ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኣይተ ደበበ ዘውዴ ንፋና ብሮድካስቲንግ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምኽንያት ኲናት ተፈናቒሎም ዝነበሩ ልዕሊ 140 ሺሕ ወገናት ናብ መረበቶም ምምላስ ጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Nov 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ኲናት ተፈናቒሎም ዝነበሩ ልዕሊ 140 ሺሕ ወገናት ናብ መረበቶም ምምላስ ከምዝጀመሩ ዞባ ሰሜን ጎንደር ኣፍሊጡ። ተፀዋዒ ቤት ፅሕፈት ምክልኻል ሓደጋን ውሕስና ምግቢን ዞባ ሰሜን ጎንደር ከምዝገለፆ÷ ኣብቲ ዞባ ካብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ጋምቤል ንተፈፃምነት ስምምዕነት ሰላም ብቖራፅነት ከምዝሰርሕ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ጋምቤል ንተፈፃምነት ስምምዕነት ሰላም ብቖራፅነት ከምዝሰርሕ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኡሞድ ኡጁሉ ገሊፆም፡፡ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ጋምቤላ ኣብ ትልሚ መሰረታዊ ጭብጥታትን ተፈጻምነት ሰምምዕነት ሰላም ተዛትዮም፡፡ ላዕለዎት ኣመራርሓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ስዑድ ዓረብን ኣብ ዓውዲ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ምሕዝነተን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Nov 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኢንቨስትመንት ፌዴሪኢ ሌሊሴ ነሜ ምስ ኣምባሳደር ስዑድ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ፋሃድ ኣልሁማይዳኒ ተዛቲየን። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር እታ ሃገር ኣመልኪቶም ከምዝተመያየጡ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣፍሊጠን።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካን ሩሲያን ብይሕደር ዘፅንሐኦ ድርድር ምንካይ ኣፅዋር ኒውክሌር ክጅምራ ኢየን Gebremariam Weldegerima Nov 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካን ሩሲያን ብይሕደር ዘፅንሐኦ ድርድር ምንካይ ኣፅዋር ኒውክሌር ንምዝታይ ክራኸባ ኢየን። ዲፕሎማሰኛታት ኣሜሪካን ሩሲያን ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ግብፂ ከምዝራኸቡ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኔድ ፕራይስ ምዝራቦም ኣር ቲ ፍልፍል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣዲስ ኣበባ እቲ ስምምዕነት ሰላም ንኽፍፀም ኩሉ ናይ ባዕሉ ግደ ንኽዋፃእ ሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Nov 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እቲ ስምምዕነት ሰላም ንኽፍፀም ኩሉ ናይ ባዕሉ ግደ ንኽዋፃእ ሓቲቱ። እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ÷ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ፕሪቶሪያ ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን…
ስፓርት ኣትሌት ጎይተቶም ገብረስላሴ ኣብ ወርልድ ማራቶን ኣቦት ብብርኪ ደቂ ኣንስትዮ ቀዳመይቲ ኮይና Gebremariam Weldegerima Nov 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጎይተቶም ገብረስላሴ ኣብ ወርልድ ማራቶን ኣቦት ሜጀርስ ብብርኪ ብዝተገበረ ምሃብ ደረጃ ደቂ ኣንስትዮ ቀዳመይቲ ኮይና። እቲ ደረጃ ኣብ 6 ዋና ዋና ውድድራት ማራቶን ማለት እውን፤ ኣብ ውድድራት ማራቶን በርሊን፣ ለንደን፣ ቦስተን፣ ቶኪዮ፣…