ነቲ ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ሓገዝ ንምግባር ምሕዝነቱ እናርአየ ይርከብ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ እቲ ስምምዕነት ሰላም ዕዉት ንኽኸውን ሓገዝ ንምግባር ምሕዝነቱ እናርአየ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ።
ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር መለስ ኣለም ኣብ ዝሃቡዎ ሰሙናዊ መግለፂ ከምዝሓበሩዎ÷ ብዓለም…