ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልላትን ዝተፈላለያ ትካላትን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደገፍ ገይረን Desta Sep 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልላትን ዝተፈላለያ ትካላትን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደገፍ ገይረን። እቲ ደገፍ፥ ጥረ ገንዘብ፣ ኣብዑርን ካልኦት ብዓይነትን ኢዮም። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያን ተፀዋዕቲ ትካላትን ከምኡወን ትካላት ኣቕረብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንእዋናዊ ጉዳያት ዝውዕል ዓለም ለኸ ምልዕዓል መተኣኻኸቢ እቶት ተጀሚሩ Desta Sep 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ሚኒስቴር ገንዘብን ምስ ኤጀንሲ ዳያስፖራ ብምትሕብባር ንእዋናዊ ጉዳያት ዝውዕል ዓለም ለኸ ምልዕዓል መተኣኻኸቢ እቶት ኣጀሚሮም። እቲ መተኣኻኸቢ እቶት ንሓደ ወርሒ ዝፀንሕ እንትኸውን ትማሊ ብቨርችዋል ከምዝተጀመረ ተሓቢሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ 1 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብመስኖ ስርናይ ንምልማዕ ይስራሕ ኣሎ Desta Sep 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ 2015 ዓ.ም 1 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብመስኖ ስርናይ ንምልማዕ ይስራሕ ከምዘሎ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። መርሃ ግብሪ ምልዕዓል ልምዓት ስርናይ ክልል ኦሮሚያ 2015 ዓ.ም ይሳለጥ ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሽርሒታት ኢኮኖሚ ንምፍታሕ ኣብ ዘላቒ ስራሕቲ ትኹረት ምግባር ይግባእ – ሰብ ሞያ እቲ ዓውዲ Gebremariam Weldegerima Sep 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ህይወት ዜጋታት ፅዕንቶ እናሕደሩ ዝቐፀሉ ሽርሒታት ቁጠባዊ ሃፍቲ ንምፍታሕ ኣብ ዘላቒ ስራሕቲ ትኹረት ምግባር ከምዝግባእ ሰብ ሞያ እቲ ዓውዲ ተዛሪቦም። ኣፍረይቲን ኣቕረብቲን ምስ ተጠቃሚ ብቐጥታ ኣብ ዝራኸቡሉ መገዲ ትኹረት ተገይሩሉ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት መበል 77 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ይሳለጥ ኣሎ Desta Sep 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ለውጢ ክሌማ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዝዝቲ መበል 77 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኒው ዎርክ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ “ወሳኒ እዋን ንመፍትሒታት ዝተወሳሰቡ ፀገማት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። ምስ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሞንጎ ህንዲን ኢትዮጵያ ዘሎ ፅቡቕ ምትእስሳር ክጠናኸር ከምዝግባእ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ህንዲን ኢትዮጵያ ዘሎ ፅቡቕ ምትእስሳርን ሓገዝን ዝበረታታዕ ስለዝኾነ ካብዚ ብዝሐሸ ብርኪ ክጠናኸር ከምዝግባእ ተሓቢሩ። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር በለጠ ሞላ ምስ ኣምባሳደር ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ሽሪ ሮበርት ሼትኪንቶንግ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ምስ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ሚድሮክ ብሓባር ንምስራሕ ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ምስ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ሚድሮክ ብሓባር ንምስራሕ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚልን ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ሚድሮክ ጀማል ኣሕመድ ፈሪሞምዎ። ወ/ሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብግዕዝይና ዝተመዝገበ ልዕሊ 700 ሚሊየን ብር ኣጊደ – ሚኒስቴር ፍትሒ Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብግዕዝይና ዝተመዝገበ ልዕሊ 700 ሚሊየን ብር ገንዘብ ምእጋዱ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣፍሊጡ። ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ብግዕዝይና ዝተዘረፈ ገንዘብ፣ መሬት፣ ገዛን ተሸከርከርቲን ሓዊሱ ካልኦት ሃፍቲታት ተኸታቲሉ ከምዘምለሰ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ 767 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ከምዘድሐነ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ምስ ሓለዋ ጠረፍ ባሕሪን ኣካላት ፀፅታ እታ ሃገር ብምትሕብባር 767 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ከምዘድሐነ ኣፍሊጡ። እቲ ኤምባሲ÷ ካብ ሸንሸል ሓደጋ ዘይሕጋዊ ኣዘዋወርቲ ሰባት ተሪፎም ዝኸፍአ ሓደጋናብ ዘጋጥመሉ ባሕሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ዮናስ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ናይጄሪያው ዘቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ዮናስ ዮሴፍ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ናይጄሪያ ጆፍሪ ኦኒዬማ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ዘቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልተኣዊ ርክባት ኢትዮጵያን ናይጄሪያን ምምይያጦም ተገሊፁ፡፡ ኣምባሳደር ዮናስ ኣብ…