ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 83 ተቓላዕቲ ፍልሰኛታት ካብ ጂቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Desta Sep 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2014፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ኣብቲ ዓዲ ምስ ዝርከብ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ብምዃን 83 ተቓላዕቲ ፍልሰኛታት ካብ ጂቡቲ ናብ ሃገሮም መሊሱ። እቲ ኤምባሲ ሰነድ ጉዕዞ ብምስንዳእን ግንዛበ ብምሃብን እቶም ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንክምለሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ሃገራት ተፋሳስ ኣባይ ዝተውፃእፅኡ ኣባላት ዝርከቡዎ ልኡኽ ኣብ ግድብ ህዳሰ ዑደት ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ተፋሳስ ኣባይ ዝተውፃእፅኡ ኣባላት ዝርከቡዎ ልኡኽ ኣብ ፕሮጀክት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም። እቲ ልኡኽ፥ ኣብ ትካላት ምርምር ዝሰርሑ ሙሁራን ሃፍቲ ማይ፣ ነበር ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እተን ሃገራትን ሰብ ሞያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ካብ ፍርያት ወርቂ ልዕሊ 560 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2014፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም ካብ ፍርያት ወርቂ ልዕሊ 560 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር መዓድን ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፉ ስርዓታ ዘፈር መዓድን ንካልኦት ዓውዲታት ዝተውሃቦ ትኹረት ዝኣክል እንተይረኸበ ምፅንሑ ሚኒትር ዲኤታ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ መፍረያይነት ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)‘’ዕዉት ሓበራዊ ፃዕሪ መፍረያይነት ንዕቤት ሃገር’’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መዓልቲ መፍረያይነት ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ይኽበር ኣሎ። ሚኒስቴር ሕርሻ፣ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ፣ ሚኒስቴር መዓድን፣ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን፣ ሚኒስቴር ልምዓት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ ምዕራባውያን ዝኣተዉዎ ቃል “ማዕቐብ ሎጂስቲክስ” ኣየልዐሉን ክትብል ከሲሳ Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ እኽሊን መዳበሪያን ናብ ዕዳጋ ዓለም ንኽተቕርብ ምዕራባውያን ዝኣተዉዎ ቃል ኣየኽበሩን ክብሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌ ላቭሮብ ኮኒኖም። ምዕራባውያን ኣብ ልዕሊ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ዘንፀላለወ ቅልውላው ቀረብ እኽሊ ንምቅላል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ እንስሳት ግፍዒን በደልን ይፍፅም ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ብሄረሰብ ዋግህምራ ወረዳ ጋዝጊብላ ቁሸት ዛሮታ ንብረት ሓረስቶት ዝኾኑ እንስሳት ብምቕታል ቀንዲ ፀላኢ ህዝቢ ምዃኑ ኣርኢዩ ተባሂሉ። በቲ ወራሪ ጉጅለ ጉድኣት ዝበፅሖም ሓረስቶት፥ “ሓሪስና፣ ኣልሚዕና ቆልዑት ክነዕብየሉ ኢና፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ስለሺ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ድምፂ ኢትዮጵያን ንምስማዕ ሰላማዊ ሰልፊ ንዝገበሩ ኣባላት ዳያስፖራ ንኢዶም Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ በቀለ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ድምፂ ኢትዮጵያን ንምስማዕ ሰላማዊ ሰልፊ ንዝገበሩ ኣባላት ዳያስፖራ ናእደኦም ገሊፆም። ካብ ከባቢ ዋሸንግተን ዲሲን ካልኦት ግዝኣታትን ብምትእኽኻብ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝግበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓወትና ብፃዕርና ይዕቀን። ልዑል ዓወት ኣብ ድሕሪኡ ዓብዪ ዋጋ ዝኽፈሎ ኢዩ-ሚኒስትር ታከለ ኡማ Desta Sep 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወትና ብፃዕርና ይዕቀን። ልዑል ዓወት ኣብ ድሕሪኡ ዓብዪ ዋጋ ዝኽፈሎ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ዕደና ፌዴሪኢ ታከለ ኡማ ገሊፆም። ዝሓሸ ፅባሕ ንመፃኢ ትውልዲ ንምርካብ ዘለና ሃፍቲ ሰብን ተፈጥሮን ምስ ቴክኖሎጂ ብምውዳድ ዝገጥመና ፈተና ናብ ዝሓሸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሓንቲ ኣዶን ኣርባዕተ ህፃናትን ሓዊሱ 25 ንፁሃን ቀንፂሉ Desta Sep 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ምምሕዳር ዋግ ህምራ ብሄረሰብ መዓስከር ወለህ ሓንቲ ኣዶን ኣርባዕተ ህፃናትን ሓዊሱ 25 ንፁሃን ቀንፂሉ። ካብቲ መጥቃዕቲ ዝተረፉ መሰኻኽር ዓይኒ ከምዝበልዎ፥ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብቲ መዓስከር ኣቲዩ ዘየብፅሖ ግፍዒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘመዝገብናዮ መፍረያይነት ስርናይ እንተኣጠናኺርና ብምግቢ ንባዕልና ክኢልና ንዞባና መሶብ ባኒ ክንከውን ኢና – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ክሳብ ሕዚ ዘመዝገብናዮ መፍረያይነት ስርናይ እናጠናኸርናን እናስፋሕፋሕናን እንተኸይድና፤ ብምግቢ ንባዕልና ክኢልና ንዞባና መሶብ ባኒ ክንከውን ንኽእል ኢና” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒሰስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ሎሚ…