ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 9ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ፖሊሲ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)9ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ፖሊሲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ኣብ ለውጢ ንብረት ኣየር፣ ኣብ መሰልን ተሓታትነትን ህፃናት ኣፍሪካ ትኹረት ገይሩ እናተኻየደ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። እቲ ጉባኤ ኣብ ኣፍሪካ ፅዕንቶ ለውጢ ንብረት ኣየር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ኢትዮጵያ ንሰላም ክትገብሮ ትኽእል ኩሉ ገይራ ኢያ” – ኣልስተር ቶምሰን Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሰላም ክገብሮ ዝኽእል ኩሉ ከምዝተዋፅአ ኣብ ሊውዚላንድ ንሚዲያ “ስኩፕ” ዝሰርሕ ጋዜጠኛ ኣልስተር ቶምሰን ገሊፁ። ኢትዮጵያ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል እታ ሃገር ዝተፈጠረ ፀገም ብልዝብ ንምፍታሕን ዘላቒ ሰላም ንምርግጋፅን ዘለዋ ዓብዪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ተፈሪ መለሰ ምስ ሚኒሰስትር እንግሊዝ ጉዳያት ኣፍሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጵጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ብሪታኒያ ኣምባሳደር ተፈሪ መለሰ ምስ ሚኒሰስትር እንግሊዝ ጉዳያት ኣፍሪካ ቪኪ ፎርድ ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ተፈሪ መለስ ኣብ ዘተኦም ብዛዕባ እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቶም ገለፃ ዝገበሩ እንትኾኑ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብሕብረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ፀኒዓ ጠጠው ክትብል ዝኸኣለት ንኻልኦት ብዝግበር ሰናይ ተግባር ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ፀኒዓ ጠጠው ክትብል ዝኸኣለት ንኻልኦት ብዝግበር ሰናይ ተግባር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ “ገንዘብና፣ ፍልጠትናን ጉልበትናን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ድፋዓት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ትካላት ሓገዝ ብስም ተሓገዝቲ ዘእተውዎም ናውቲታት ተረኺቦም Desta Sep 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ድፋዓት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ትካላት ሓገዝ ብስም ተሓገዝቲ ዘእተውዎም ናውቲታት ከምዝተረኸቡ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ግብረ ራዕዲ ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዓሊሙ መጥቃዕቲ ኣብ ዝኸፈተሉ ግንባር ወልቃይት ኣመራርሓ እቲ ጉጅለ ራዕዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ወልንታዊያን ይኽበር ኣሎ Desta Sep 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) 1 ጳጉመን መዓልቲ ወልንታዊያን ይኽበር ኣሎ። ኣብ ሓዱሽ ዓመት 2015 ዓ.ም ንዓወት ዘብፅሑና ተመክሮታትን ክብሪታትን ብምስፋሕ፣ ዘንፀላለዉና ፈተናታት ብዓወት ንምውፃእ ዘኽእሉ ዕድላት ብምፍጣር መላእ ኢትዮጵያዊ ከምዝቕበል ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ጳጉሜን ብምድማር” ብዝብል መሪሕ ቃል መዓልቲ ወለንታ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ጳጉሜን ብምድማር” ብዝብል መሪሕ ቃል መዓልቲ ወለንታ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ። ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ኣብ ኩለን ክፍለ ከተማታት ከባቢ ብምፅራግ፤ ፈልሲ ብምትካልን መምሃሪ ክፍሊታት ተምሃሮ ንሓዱሽ ዘበነ ትምህርቲ ድሉዋት ናይ ምግባር ስራሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህወሓት ጎንፂ ብሰላማዊ መገዲ ናይ ምፍታሕ ድልየት ከምዘይብሉ ብናይ ባዕሉ ሰነድ ኣረጋጊፁ Desta Sep 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ጎንፂ ብሰላማዊ መገዲ ናይ ምፍታሕ ድልየት ከምዘይብሉ ሸሊኹ ብዝወፅአ ናይ ባዕሉ ሰነድ ኣረጋጊፁ። እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ “ኣካይዳን ስትራቴጂን መዛዘሚ ምዕራፍ” ብዝብል ዘዳለዎ ሰነድ ሸሊኹ ወፂኡ። እቲ ሰነድ፥ መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ውሽጢ ሓደ ገዛ 10 ንፁሃን ዜጋታት ብግፍዒ ቀቲሉ Gebremariam Weldegerima Sep 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ውሽጢ ሓደ ገዛ 10 ንፁሃን ዜጋታት ብግፍዒ ከምዝቐተለ ተገሊፁ። እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ዞባ ምምሕዳር ብሄረሰብ ዋግ ህምራ ወረዳ ሰቖጣ ፍሉይ ሽሙ ወለህ ኣብ ዝበሃል ከባቢ 10 ንፁሃን ዜጋታት ብግፍዒ ምጭፍጫፉ ምምሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ 5 ወረዳታት ክልል ዓፋር ሓደጋ ውሑጅ ንምክልኻል ዘኽእል ስራሕቲ ይስራሕ ኣሎ Desta Sep 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓሙሽተ ወረዳታት ክልል ዓፋር ሓደጋ ውሑጅ ንምክልኻል ዘኽእል ስራሕቲ ይስራሕ ምህላዉ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ገሊፁ። ኣብ ክልል ዓፋር ወረዳ ዱብቲ ግንዛበ መዕበይ ስራሕቲ ቅድመ ምክልኻል ሓደጋ ውሑጅ ብወለንታውያን መናእሰይ ይስራሕ…