ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ምክትል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ስዊዘርላንድ ተዛቲዮም Desta Sep 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ምክትል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ስዊዘርላንድ ሲሪ ዋልት ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ሰዊዘርላንድ ኣብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ጊዚያዊ ኣባል ብምዃን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘውገዘ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ተሳሊጡ Desta Sep 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዳግም ዝኸፈቶ ኲናት ዘውገዘ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ተሳሊጡ እቲ ሰልፊ፥ “ብህልውናን ሓድነትን ሃገር ኣይንደራደርን” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝተኻየደ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቲ ሰልፊ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዳግም ዝኸፈቶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል ሓምሻይ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ፖለቲካ ኢትዮጵያን ስዊዘርላንድን ተሳሊጡ Desta Sep 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሓምሻይ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ፖለቲካ ኢትዮጵያን ስዊዘርላንድን ተሳሊጡ። እቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ መድረኽ፥ ከልቲኣዊ ርክብን ምትሕብባርን ብዓደሽቲን ዝተሓረዩን ዓውዲታት ንምምዕባል ዘኽእለ ኢዩ ተባሂሉ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣፍሪካ ክሌማ ኣብ ምልማድ ልዑል ለውጢ ከምዝመፅእ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ተዛሪበን Desta Sep 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ፕሮግራም ምቅልጣፍ ምልማድ ኣፍሪካ“ ኣብ ኣፍሪካ ክሌማ ኣብ ምልማድ ልዑል ለውጢ ከምዝመፅእ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ተዛሪበን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ሆላንድ ሮተርዳም ኣብ ዝተኻየደ ጉባኤ ማእኸል ምልማድ ኣፍሪካ(African Adaption Summit)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምኽንያት ህወሓት ህዝቢ ትግራይ ንዓብዪ ጥሜት፣ ስቓይን ምንግልታዕን ተቓሊዑ – ምሩኻት Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ህዝቢ ትግራይ ንዓብዪ ጥሜት፣ ስቓይን ምንግልታዕን ከምዝተቓለዐ ኢዶም ዝዝሃቡ ዕጡቓት እቲ ጉጅለ ገሊፆም። ኢትዮጵያ ንምፍራስ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝኸፈቶ መጥቃዕቲ ኢዶም ካብ ሞንጎ ዝሃቡ ተዋጋእቲ ሰሎሞን ሺሻይ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሸሊኹ ዝወፅአ ሰነድ ህወሓ እቲ ጉጅለ ምስ ራዕዳውያን ዘለዎ ርክብ ብግልፂ ዘርአየ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ምስ ካልኦት ጉጅለ ግብረ ራዕዳውያን ሕብረት ፈጢሩ እናሰርሕ ከምዝኾነ ሸሊኹ ዝወፅአ ምስጢራዊ ሰነድ ህወሓ ሰነዱ የመልክት። እቲ ጉጅለ ኣብ ዘውፀኦ “መዛዘሚ ምዕራፍ ኣካይዳን ስትራቴጂን” ብዝብል ዘሰናደኦን ሸሊኹ ዝወፅአን እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝበፅሐና ውቅዒት ምፅዋር ኣይከኣልናን-ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ Desta Sep 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝበፅሐና ውቅዒት ምፅዋር ኣይከኣልናን ክብሉ ኣብ ግምባር ሰቖጣ ኢዶም ዝሃቡ ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተዛሪቦም። እቶም ምሩኻት ይካየድ ኣብ ዘሎ ኲናት “ኣምሓራ ክትድምሱሱ ኣለኩም” ዝብል ልኡኽ ከምዝተውሃቦም ተዛሪቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍረቲ ክልል ኣምሓራ ልዕሊ 3 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ኣብዑር ንስሙር ሰራዊት ደገፍ ገይሮም Desta Sep 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍረቲ ክልል ኣምሓራ ልዕሊ 3 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ኣብዑር ኣብ ግንባር ሰሜን ማይፀብሪ ተከዘ ንዝርከብ ስሙር ሰራዊት ደገፍ ገይሮም። ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንሳልሳይ እዋን ዝኸፈቶ ወረራ ንምምካት ኣብ ዝግበር ርብርብ ኢዩ እቶም ሰብ ሃፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብያተ ዕዮ ሚኒስቴራት መዓልቲ ወልንታዊያን ብሓባር ኣኽቢሮም Desta Sep 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስቴር ጥዕና፣ ሚኒስቴር ትምህርቲ፣ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን መዓልቲ ወልንታዊያን ብሓባር ኣኽቢሮም። እቶም ሚኒስቴራት ብሓባር ኣብ ዘሰናድእዎ መርሃ ገብሪ ሙሉእ መዓልቲ፥ ኣብ ቀዳማይ ብርኪን ካልኣይ ብርኪን ቤት ትምህርቲ ሓፈሻዊ ሆስፒታል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝሓዝናዮ ራእይ ንምዕዋት ብሓዱሽ መንፈስ ስራሕ ንቕድሚት ክንጓዓዝ ይግባእ- ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል Desta Sep 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣብ ሓዱሽ ዓመት ዝሓዝናዮ ራእይ ንምዕዋት ብሓዱሽ መንፈስ ስራሕ ንቕድሚት ክንጓዓዝ ይግባእ ክብላ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ፃውዒት ኣቕሪበን። ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ዘመሓላለፋ…