ኤጀንሲ ደረጃታት ኢትዮጵያ 400 ፍርያታትን ናይ ኣገልግሎትን ደረጃዎታት ብብሔራዊ ቤት ምኽሪ ደረጃታ ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ደረጃታት ኢትዮጵያ ዘሰናደኦም 400 ፍርያታትን ናይ ኣገልግሎትን ደረጃዎታት ብብሔራዊ ቤት ምኽሪ ደረጃታ ከምዘፅቐ ኣፍሊጡ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ዶክተር መሰረት በቀለ፥ እቲ ኤገጀንሲ ዘፅደቖም ደረጃታት ብዓውዲታት ምግቢን ሕርሻን፣…