ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ዝምራሕ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ፌዴራል ናብ መቐለ ኣምሪሑ Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ዝምራሕ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ፌዴራል ናብ መቐለ ኣምሪሑ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ከይዲ ትግበራ እቲ ስምምዕነት ሰላም ንምዕዛብን ኣብ ስምምዐነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ከይዲ ኣፈፃፅማ ሰላምን እዋናዊ ኩነታትን ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ከይዲ ኣፈፃፅማ ሰላምን እዋናዊ ኩነታትን ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷ ኣብ ፕሪቶሪያ ዝተበፅሐ ስምምዕነት ሰላም ኣፋፅምኡን ንዕኡ ስዒቡ ክልተ ግዘ ኣብ ናይሮቢ ብዛዕባ ዝነበሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተማና ናይ ኩልና ስለዝኾነት ንዕቤታ ኩሉ ናይ ባዕሉ ግደ ከበርክት ይግባእ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ከተማና ናይ ኩልና ከም ምዃና መጠን ኩሉ ሓላፍነት ዝስመዖ ዜጋ ብዛዕባ ዕቤታን ቀፃሊ ስራሕቲን ብሓሳብ፣ ብጉልበትን ገንዘብን ናይ ባዕሉ ግደ ከበርክት ይግባእ” ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ፀጋ ብምጥቃም ትሩፋት ሌማት ጋህዲ ንምግባር ምርብራብ ይግባእ – ኣይተ ደመቀ መኮንን Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘሎ ፀጋ ብምጥቃም ትሩፋት ሌማት ጋህዲ ንምግባር ምርብራብ ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ጉራጌ ወረዳ መስቃን መርሃ ግብሪ መፋለጢ መመሓየሺ ፍርያት ፀባ፣ ደርሆ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኲናት ዕድመናን ሕልምናን ዝሰረቐ እዩ ክብሉ መናእሰይ ከተማ ሽረ ተዛሪቦም Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”እቲ ዝተኻየደ ኲናት ዕድመናን ሕልምናን ዝሰረቐ እዩ” ክብሉ መናእሰይ ከተማ ሽረ ተዛሪቦም። ነበርቲ ከተማ ሽረ ዝኾኑ መናእሰይ ክብሮም ግዑሽን ተስፋ ገብረጊዮርጊስን እቲ ኩናት ህይወት ብዙሓት መናእሰይ ከምዝቐጠፈን፣ ትልሞምን ተስፈአሞን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ደቡብ መርሃ ግብሪ መፋለጢ መመሓየሺ ፍርያት ፀባ፣ ደርሆ፣ ስጋን መዓርን ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ጉራጌ ወረዳ መስቃን መርሃ ግብሪ መፋለጢ መመሓየሺ ፍርያት ፀባ፣ ደርሆ፣ ስጋን መዓርን ተሳሊጡ። ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዝተገበረ መርሃ ግብሪ ’ትሩፋት ሌማት’፥ ብምግቢ ሉኣላዊነት ምኽባርን ክብሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ሎሚ መዓልቲ በዓል ልደት ንዘኽብሩ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ መዓልቲ በዓል ልደት ንዘኽብሩ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእክት፥ "ንመላእ ዓለም ለኸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ኣፍረይቲ ጨርቀ መርቂን ተዓዚቦም Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ኮምቦልቻ ተረኺቦም ኣፍረይቲ ጨርቀ መርቂን ዓለባን ዑደት ኣካይዶም። ዓቕሚ ኢንቨስትመንት ሃገር ንምድንፋዕ ዝዓለመ ወፍሪ ‘‘ኢትዮጵያ ተፍሪ’’ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስርዓተ ትምህርቲ ብዝሃ ቋንቋ ንምትግባር ዝግበር ዘሎ መፅናዕቲ ዝሕግዝ መድረኽ ምሁራን መተኣኻኸቢ እታዎት ይሳለጥ ኣሎ Desta Dec 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስርዓተ ትምህርቲ ብዝሃ ቋንቋ ንምትግባር ዝግበር ዘሎ መፅናዕቲ ዝሕግዝ መድረኽ ምሁራን መተኣኻኸቢ እታዎት ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ካብ ወርሒ ሓምለ 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ብዩንቨርስቲ ኮተቤ ክካየድ ዝፀንሐ ዳህሳሳዊ መፅናዕቲ፥ ኣብ ስርዓተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ወተሃደራዊ መኮንናት ሓበሬታ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ክሊ ሰላምን ፀፅታን ንምስራሕ ዘኽእል ዘተ ኣሳሊጦም Desta Dec 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ወተሃደራዊ መኮንናት ሓበሬታ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ክሊ ሰላምን ፀፅታን ንምስራሕ ዘኽእል ዘተ ኣሳሊጦም። ኣብቲ መድረኽ ኣብ ዋና መምርሒ ሓበሬታ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሜጄር ጄኔራል ደምሰዉ ኣመኑ፥ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዘበናት ዝተሳገረ…