Fana: At a Speed of Life!

ፓርቲ ብልፅግና ንኢትዮጵያ ዝምጥን ሓዱሽ ሃገራዊ ኣተሓሳስባ ተግባራዊ ምግባሩ ኣጠናኺሩ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ንኢትዮጵያ ዝምጥን ሓዱሽ ሃገራዊ ኣተሓሳስባ ተግባራዊ ምግባሩ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣባላት ኮሚቴ ኣፈፀምቲ ስራሕ እቲ ፓርቲ ገሊፆም። ኣብ ኢትዮጵያ ቅድሚ ኣርባዕተ ዓመት፡ ሱር ዝሰደደ ስብራት ቁጠባን ኢ-ፍትሓውነት ዝሓየለሉ፣ ግህሰት…

ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ህዝቢ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ዘለዎ እምነት ክፀንዕ ዝገበረ ከምዝኾነ ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ህዝቢ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ዘለዎ እምነት ክፀንዕ ዝገበረ ከምዝኾነ ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ገሊፆም። ጠንካራ መንግስቲ ኣብ ዘይማዕበለሉን ጎንፂ ኣብ ዘለወሉን ቀርኒ ኣፍሪካ፥ ኢትዮጵያ ናብኡ ንምእታው ታሪኻዊ…

መኽፈቲ ጉባኤ ሆልዲንግስ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መኽፈቲ ጉባኤ ሆልዲንግስ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ፣ ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዶክተር ይናገር ደሴ፣ ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬሕይወት ታምሩ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ዶክተር…

ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን ሲዲሲ ቻይናን ብሓባር ከምዝሰርሑ ኣረጋጊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ) ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን ሲዲሲ ቻይና(CDC) ን ብሓባር ከምዝሰርሑ ኣረጋጊፆም። እቶም ትካላት ብቀንዱ ኣብ ስርዓት ክትትል ሕማማት፣ ኣተሓሕዛ ሓበሬታ ጥዕና፣ ምምሕዳር ሃንደበታዊ ጥዕና ሕብረተሰብ፣ ህንፀት ዓቕሚ፣ ምርምርን መፅናዕቲን፣…

ኔቶ ንዓለም ፅዕንቶ ንምፍጣር ዝገብሮ ፃዕሪ ብንቕሓት ምክትታል ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ኢራን ኣገንዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኔቶ ንዓለም ፅዕንቶ ንምፍጣር ዝገብሮ ፃዕሪ ብንቕሓት ምክትታል ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ኢራን ኢብራሂም ራይሲ ኣገንዚቦም። እቶም ፕሬዚዳንት መስ ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ሩሲያ ስርጌ ላቭሮቭ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት እተን ሃገራትን ስምምዕነት ኒውክሌርን ብምጥማት…

ምምሕዳር ቅልውላው ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ትግራይ ዝገበሮ ትዕዝብቲ ኢትዮጵያ ዘለዋ ድልየትን ቅዋመን ዘርእይ ኢዩ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ቅልውላው ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ትግራይ ዝገበሮ ትዕዝብቲ ኢትዮጵያ ዘለዋ ድልየትን ቅዋመን ዘርእይ ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ፥ ኮሚሽነር እቲ ምምሕዳር ያኔዝ ሌናርቺች ኣብ…

መንግስቲ ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ንፅሩይ መስተ ማይ ዝኸውን 10 ሚሊየን ዶላር ለጊሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ንፅሩይ መስተ ማይ ዝኸውን 10 ሚሊየን ዶላር ከምዝለገሰ ዩኒሴፍ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዩኒሴፍ ኢትዮጵያ፥  መንግስቲ ዴንማርክ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ኣብ ኢትዮጵያ ንቀረብ ፅሩይ መስተ ማይ ዝኸውን ሓገዝ እናገበረ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ሪሊፍ ሰርቪስ ካቶሊክ ንኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ንዝገበሮ ደገፍ አመስጊነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ሪሊፍ ሰርቪስ ካቶሊክ ንኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ንዝገበሮ ደገፍ አመስጊነን። እተን ፕሬዚዳነት ምስ ካርዲናል ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብርሀነ ኢየሱስ ሱራፌልን ፕሬዚዳንት ካቶሊክ ሪሊፍ ሰርቪስን ዋና ኣፈፃሚ ስራሕን…

ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ሓገዝ ዝፀዓና ኣውሮፕላናት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ መቐለ ንከይዓርፋ ከምዝኸልከለ መንግስቲ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ሓገዝ ዝፀዓና ኣውሮፕላናት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ መቐለ ንከይዓርፋ ከምዝኸልከለ መንግስቲ ገሊፁ። ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ሎሚ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ኣብ ትግራይ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዘለዉ ዜጋታት ሰብኣዊ ሓገዝ ንክበፅሖም…

ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲን ንድሕንነት ሃገር ሓደጋ ኣብ ዝኾኑ ሓይሊታትን ዝውሰድ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝኾ ይኹን ከባቢ ግብረ ራዕዳውያንን ንድሕንነት ሃገር ሓደጋ ኣብ ዝኾኑ ሓይሊታትን ዝውሰድ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣባላ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ገሊፆም። ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ስሩዕ ኣኼባኡ እናሳለጠ…