Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ሓዱሽ ፖሊሲ ትምህርቲ ብምስንዳእ ተግባራዊ ምንቅስቓስ ከምዝተጀመረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ዝረአዩ ፀገማት ንምፍታሕ ሓዱሽ ፖሊሲ ትምህርቲ ብምስንዳእ ተግባራዊ ምንቅስቓስ ከምዝተጀመረ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ ገሊፆም። እቶም ሚኒትር ምስ ማሕበራሰብ ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ ምይይጥ ገይሮም። ኣብቲ እዋን ዘተ ድማ…

ህወሓት ብግምባር ወልቃይት ብዝኸፈቶ መጥቃዕቲ ልዑል ክሳራ ከምዝበፅሖ ሙሩኻት እቲ ጉጅለ ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ንምፍራስ ብሙሉእ ዓቕሙ ዝተበገሰ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብግምባር ወልቃይት ብዝኸፈቶ መጥቃዕቲ ልዑል ሰብኣዊን ንዋታዊን ክሳራ ከምዝበፅሖ ሙሩኻት እቲ ጉጅለ ተዛሪቦም። እቶም ሙሩኻት፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘለና ዓቕሚ ተጠቒምና ወልቃይትን…

ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ልኡኻት ስዑድ ዓረብ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ኣምባሳደር ስዑድ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ዶክተር ኣልሁመይዳኒን ልኡኻት ልምዓት ፈንድ ስዑድ ዓረብን ተዛቲዮም። ኣብቲ እዋን ዘተ ክልቲአን ሃገራት ኢኮኖያዊ ምትሕብባር ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምብፃሕ ኣብ ዘኽእሉ…

ናይ ኢትዮጵያን ወርቂ ክሰርቁ ዝበሉ ዜጋታት ወፃኢ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኢትዮጵያን ወርቂ ክሰርቁ ዝበሉ ዜጋታት ወፃኢ ከምዝተትሓዙ ሚኒስቴር መዓድን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር መዓድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ንክልተ ሰሙን ብዝተገበረ ወፍሪ እቶም ገበነኛታት ከምዝተትሓዙ ተዛሪቦም። ኣብ ክልላት…

ኣምባሳደር ሂሩት ዘመነ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቤልጂየም ሂሩት ዘመነ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲየን፡፡ ኣምባሳደር ሂሩት፥ ምስ ዳይሬክተር ጉዳያት ወፃኢ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኣፍሪካ ሪታ ላራንጂንሃ፣ ዳይሬክተር ቢሮ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ዜጋታ ትሕቲ…

ፃንሒት ስልጣን ስግግር መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ብ2ዓመት ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፃንሒት ስልጣን ስግግር መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ንዝቕፅሉ ክልተ ዓመታት ንኽናዋሕ ከምዝወሰነ ኮሚሽን ጥምር ተሃድሶ ክትትልን ቁፅፅርን እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ውሳነ ተመሓላሊፉ ዘሎ 75 ሚኢታዊ ብዝኾኑ ኣባላት እቲ ኮሚሽን ከምዝኾነ እቲ ኮሚሽን…

ህወሓት ዝኸፈቶ ኲናት ብዓወት ንምዝዛም ብኹሉ ዓውዲ ብምውዳድ ምስራሕ ይግባእ- ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ብብሄርን ሃይማኖትን እንተይተኸፋፈሉ ብሓድነት ንህልውና ሃገሮም ክሰርሑ ከምዝግባእ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ገሊፆም። ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ምስ ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ገንዘብን…

ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ምስ ልኡኽ ባንኪ ዓለም ባንክ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒ ምስ ጉጅለ ልኡኽ ባንኪ ዓለም ባንክ ተዛቲየን። እቲ ዘተ ብባንኪ ዓለም ዝድገፉ ስራሕቲ ልምዓት ከተማን መሰረተ ልምዓትን ዝርከቡሉ እዋናዊ ኩነታት ብምግምጋም ቀፀልቲ ኣንፈታት ምቕማጥ ዕላማ ዝገበረ…

ዩ ኤስ ኤ ኣይ ዲ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብዓዊ ሓገዝ ንምብፃሕ ቆራፅ ከምዝኾነ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓለፍቲ ስራሕ ትካል ልምዓት ተራድኦ ኣሜሪካ (ዩ ኤስ ኤ ኣይ ዲ) ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ሓዱሽ ኮሚሽነር ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ሺፈራው ተክለማሪያም ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ብሰብ ስራሕን ተፈጥሮኣዊ…

ካብ ቀረፅ ናፃ ዝኾነ መሸጢ ቆርበትን ውፅኢት ቆርበትን ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ምስ መሓዙት ኣካላት ብምትሕብባር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ካብ ቀረፅ ናፃ ዝኾነ መሸጢ ቆርበትን ውፅኢት ቆርበትን ብዕሊ ከፊቱ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ፡፡ እቲ መሸጢ ዱንኳ ፍርያት ኢትዮጵያ ምፍላጥን ንግዲ ወፃኢ እቲ ዘፈር…