Fana: At a Speed of Life!

1 ሺሕን 24 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 24 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 23 ህፃናትን ከምዝኾነኑ ተገሊፁ፡፡ ተመለስቲ ግቡእ…

ፍርያት ሲሚንቶ ፏን ኋን ኣብ ረብሓ ከይውዕል ተኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ፍርያት ሲሚንቶ ፏን ኋን ኣብ ረብሓ ከይውዕል ከምዝተኣገደ ሚኒሰስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ሲሚንቶ ፏን ኋን ኣገዳዲ ደረጃ ኢትዮጵያ ዘየማለአ ብምዃኑ፥ መስተኻኸሊ ክሳብ ዝገብር ካብ 9 ሓምለ 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ምስክር ወረቐት…

ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባህርዳር ከተማ ን ድሬዳዋ ከተማ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባህርዳር ከተማ ንድሬዳዋ ከተማ 1 ን 0 ስዒራ። ኣብ ሜድኣን ቅድሚ ደገፍታን ዝተፃወተት ጋንታ ባህርዳር ከተማ፥ መናፍ ኣወል እታ ብሕታዊት ሽቶ  ኣመዝጊቡዋ፡፡ ባህርዳር ከተማ ሎሚ…

ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሉዎም ጉዳያት ምኽከር ኣካይዶም። ተወካሊት ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪን ዳይሬክተር ሪጂናል ቢሮ ኣውሬሊያ ፓርቲዚያ ካላብሮ፥ እቲ…

ግብረ ራዕዲ ሸኔ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ ካልኦት ዘይሕጋዊያን ሓይሊታት ዝውሰድ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ርእሰ ምምሕዳራት ክልል ኣምሓራን ኦሮሚያን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ሸኔ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ ካልኦት ዘይሕጋዊያን ሓይሊታት ዝውሰድ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን  ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለን ገሊፆም። ስሩዕ…

ኣብ ኣፍጋኒስታን ብዘጋጠመ 5 ነጥቢ 9 ሬክተር ስኬል ዓቐን ዘለዎ ምንቅጥቃጥ መሬት ኣስታት 1 ሺሕ ሰባት ሞይቶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍጋኒስታን ትማሊ ብዘጋጠመ ልዑል ምንቅጥቃጥ መሬት 920 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ። ብተወሳኺ ልዕሊ 600 ዝኾኑ ሰባት ድማ ከምዝቖሰሉ ተሓቢሩ። ሰራሕተኛታት ሂወት ኣድሕን፥ ነቶም ዝቘሰሉ ሰባት ሄሊኮፕተራት እናተጠቐሙ ንምሕካም…

ኣምባሳደር ተፈሪ መለሰ መንግስቲ ሰላምን ልምዓትን ንምዕሳል ዘተግበሮም ስራሕቲ ንኣባላት ፓርላማ ብሪታኒያ ኣረዲኦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ እንግሊዝ ተፈሪ መለሰ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብታ ሃገር ዘላቒ ሰላም ንምዕሳል ዘተግበሮም ስራሕቲ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ንዝተጣየሸ ኣባላት ፓርላማ ብሪታኒያ ኣረዲኦም። ኣምባሳደር ተፈሪ መለስ፥ ህወሓት ንሳልሳይ ዙር…

ኤምባሲ ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘህነፆ ህንፃ ኤምባሲ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ህንዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘህነፆ ህንፃ ኤምባሲ ኣመሪቑ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ህንዲ ሱብራህማኒያም ጃይሻንከር ነቲ ህንፃ መሪቖም ስራሕ ኣጀሚረምዎ። ኣብ ስነስርዓት እቲ ምረቓ ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዶክተር ኤርጎጌ…

ቻይና ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2028 ፈላማይ ጣቢያ መፈልፈሊ ሓይሊ ፀሓይ ጠፈር ክትሃንፅ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2028 ፈላማይ ጣቢያ መፈልፈሊ ሓይሊ ፀሓይ ጠፈር ከምትሃንፅ ኣፍሊጣ። እቲ ጣቢያ መፈልፈሊ ሓይሊ ፀሓይ ኣብ ህዋ ንምህናፅ ዘኽል ብርኪ ምብፃሓ ኣካዳሚ ቴክኖሎጂ ህዋ ቻይና ኣፍሊጡ። ኣብ ህዋ ዘሎ ብርሃን ፀሓይ…

ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍረይቲ ወርቂ ንምብርትታዕ ካብ ዓለም ለኸ ዕዳጋ ወርቂ 35 ሚኢታዊ ወሰኽ ገይሩ ንምግዛእ ምውሳኑ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍረይቲ ወርቂ ንምብርትታዕ ካብ ዓለም ለኸ ዕዳጋ ወርቂ 35 ሚኢታዊ ወሰኽ ገይሩ ንምግዛእ ምውሳኑ ኣፍሊጡ። ማኔጅመንት ከረንሲ ዳይሬክተር እቲ ባንኪ ኣይተ ኣበበ ሰንበቴ ኣብቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም መግለፂ ሂቦም። ኣብ…