ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዝተፀገሙ ወገናት ተባሂሉ ናብቲ ክልል ዝለኣኽ ምግቢ ንኲናት እናተጠቐመሉ ከምዝኾነ ተረጋጊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዝተፀገሙ ወገናት ተባሂሉ ናብቲ ክልል ዝለኣኽ ምግቢ ንኲናት እናተጠቐመሉ ከምዝኾነ ተረጋጊፁ።
እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ዝኸፈቶ ሳልሳይ ዙር ኲናት ስዒቡ ሃዲሙ ኣብ ዝኸደሎም ከባቢታትን ድፋዓትን ዓለም ለኸ ሓገዝቲ ትካላት…