Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ፋውንዴሽን ዲቦራ ዝተሃነፀ መዋእለ ህፃናት መሪቐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ፋውንዴሽን ዲቦራ ዝተሃነፀ መዋእለ ህፃናት ሎሚ መዓልቲ  መሪቐን። ኣብ ከተማ ለገጣፎ ለገዳዲ ዝተሃነፀ እቲ መዋእለ ህፃናት ትሸዓተ መምሀሪ ክፍሊን ካልኦት ምምሕዳር ቢሮታትን ዝሓዘ እዩ ተባሂሉ፡፡ ኣብቲ…

ኮሌጅ ቴክኒክ ፖሊ ተግባረ-ዕድ ኣዲስ ኣበባ መበል 80 ዓመቱ ኣኽቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውሩያት ሰብ ሞያን ዓበይቲ ሰባትን እናምሀረ ዝነበረ ኮሌጅ ቴክኒክ ፖሊ ተግባረ-ዕድ ኣዲስ ኣበባ መበል 80 ዓመቱ ሎሚ መዓልቲ ኣኽቢሩ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ክእለትን ስራሕን ሙፈሪሃት፤መካየዲ ስራሕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ጥራቱ በየነን…

ፓርትታት ፖለቲካ ኣብ ካበብያዊ መረፃ ብንቕሓት ንክሳተፉ ብሄራዊ ቦርዲ መረፃ ሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርትታት ፖለቲካ ኣብ ካበብያዊ መረፃ ብንቕሓት ንክሳተፉ ብሄራዊ ቦርዲ መረፃ ሓቲቱ። እቲ ቦርዲ መረፃ ንመበል ሓምሻይ ዝካየድ ከባብያዊ መረፃ ኣብ ማሕቖፍ ሕጊን ኣፈፃፅማን ዝገበሮ መፅናዕቲ ኣመልኪቱ ምስ ፓርትታት ፖለቲካ ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ…

ኣይተ ርስቱ ይርዳ ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝተዳለወ መንበሪ መደር ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ደቡብ ርስቱ ይርዳ ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝተዳለወ መንበሪ መንደር ሎሚ ዑደት ገይሮም። ኣብ ዞባ ጋሞ ቅድሚ ሐዚ ብተደጋጋሚ ብምኽንያት ዘጋጠመ ምህማም መሬትን ሓደጋ ውህጅን ህይወት 37 ሰባት እንትሓልፍ፤ ልዕሊ 2 ሽሕን 91 ሰባት ድማ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዓውዲ ባንኪ ንኢንቨስተራት ወፃኢ ክፉት ንምግባር ዝቐረበ ረቂቕ ፖሊሲ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዓውዲ ባንኪ ንኢንቨስተራት ወፃኢ ክፉት ንምግባር ዝቐረበ ረቂቕ ፖሊሲ ብምፅዳቕ ኣብ ስራሕ ንክውዕል ወሲኑ። ኣገልግሎት እቲ ዓውዲ ብፍልጠትን ቴክኖሎጂን ንምድጋፍ፣ ኢኮኖሚ ሃገርና ምስ ዕዳጋ ዓለም ዘለዎ ምትእስሳር ናብ ዝሓሸ…

ኣይተ ርስቱ ይርዳ ንዝተመዛበሉ ወገናት ኣብ ዝተዳለወ መንበሪ መደር ዑደት ገይሮም 

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ርስቱ ይርዳ ንዝተመዛበሉ ወገናት ኣብ ዝተዳለወ መንበሪ መንደር ሎሚ ዑደት ገይሮም። ኣብ ዞባ ጋሞ ቅድሚ ሐጂ ብተደጋጋሚ ብምኽንያት ዘጋጠመ ምህማም መሬትን ሓደጋ ውህጅን ህይወት 37 ሰባት እንትሓልፍ፤ ልዕሊ 2 ሽሕን 91…

ኣብ ዝኾነ ቦታ ዝርከብ ፈታዊ ሰላም ኢትዮጵያዊ መንግስቲን ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ይዋፅእዎ ዘለዉ ሞራላዊን ሕጋዊን ግቡኦም ንክሕግዝ  ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝኾነ ቦታ ዝርከብ ፈታዊ ሰላም ኢትዮጵያዊ መንግስቲን ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምምካት ይዋፅእዎ ዘለዉ ሞራላዊን ሕጋዊ ግቡኦም ንክሕግዝ ዓለም ለኸ ጥምረት ትሓለቕቲ ኢትዮጵያውያን ፃውዒት ኣቕሪቡ፡፡ ኣብ ሃገራት…

ብሽም ዘርኢን ብሃይማኖትን ዝፅዋዓ ጋንታታት መመሓየሺ ሽም ንኽገብራ መተሓሳሰቢ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሽም ዘርኢን ብሃይማኖትን ዝፅዋዓ ጋንታታት መመሓየሺ ሽም ንኽገብራ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ። ኣብ ትሕቲ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዝሳለጡ ናይ ሊግ ውድድራት እዋን ዝውውር ዝኽፈተሉ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ፡፡ ብመሰረት እዚ…

ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ካብ ስነ-ምግባር እቲ ትካል ዝወፅአ ተግባር ጠጠው ንኸብሎ ኢትዮጵያ ሓቲታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦርድ ፈፃሚ ስራሕ ውድብ ጥዕና ዓለም ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ካብ ስነ-ምግባር እቲ ትካል ብዝተፃረረ መገዲ ናይ ሕሶት ሓበሬታ ካብ ምፍናው ተግባሮም ጠጠው ንኸብሎ ቤት ፅሕፈት ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ጄኔቫ ሓቲቱ። እቲ…

ትዴፓ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ህዝቢን ሃገር ዝጀመሮ ኲናት ኮኒኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትግራይ ዲሞክራሲያዊ ፓርቲ (ትዴፓ) ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ህዝቢን ሃገር ዝጀመሮ ኲናት ኮኒኑ። እቲ ፓርቲ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተቐባልነት ዘይብሎም ቅድመ ኩነታት ብምድርዳር ኣማራፂ ሰላም…