ኣብ ኣሜሪካ፣ ኣውሮፓን ኣፍሪካን ዝነብሩ ዳያስፖራታት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ዝጠመተ ዘተ ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ፣ ኣውሮፓን ኣፍሪካን ዝነብሩ ዳያስፖራታት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ዝጠመተ ዘተ ኣካይዶም።
ረብሓ ኢትዮጵያ ኣብ ዘሕሉ ዛዕባ ዘለዎም ተሳትፎን ውግንናን ንከጠናኽሩ ፃውዒት ቀሪቡሎም።
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ…