Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሱዳን ፌስቲቫል “መዓልቲ ምሕዝነት ህዝቢታት ኣፍሪካ” ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌስቲቫል “መዓልቲ ምሕዝነት ህዝቢታት ኣፍሪካ” ኣብ ሱዳን ዓለም ለኸ ቤት ምኽሪ ምሕዝነት ተኻይዱ። ኣብቲ ፌስቲቫል ተቐማጥነቶም ካርቱም ዝገበሩ ኤምባሲታት ሃገራት ኣፍሪካን ዜጋታቶምን ከምዝተሳተፉ ተገሊፁ፡፡ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳንን ኣብ…

ሊዝ ትሩስ ሓዳሽ ቀዳማይቲ ሚኒስትር ብሪታንያ ኮይነን ተመሪፀን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊዝ ትሩስ ሓዳሽ ቀዳማይቲ ሚኒስትር ብሪታንያ ኮይነን ተመሪፀን። ትሩስ ተናሓናሒአን ንዝኾኑ ሪሺ ሱናክን ብምስዓር ከምዝተመረፃ ቢበሲ ኣብ ፀብፃቡ ኣመልኪቱ። ሊዝ ትሩስ ኣብቲ መረፃ 81 ሺሕን 326 ድምፂ ዝረኸባ እንትኾና፥ ሪሺ ሱናክ ድማ 60…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምድላው ስንቂ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ክፍለ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምድላው ስንቂ ይካየድ ኣሎ። ኣብ ክፍለ ከተማ የካ፣ ጉለሌን ለሚ ኩራንዘርከቡ ነበርቲ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደጀን ምዃኖም ብተግባር ብምርኣይ እቲ ምድላው ስንቂ የካይዱ…

ህወሓት ዝጀመሮ ኲናት ንሓንሳብን መወዳእታን ንምስዓር ካብ መናእሰይ ልዑል ምርብራብ ትፅቢት ይግበር-  ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ዝጀመሮ ኲናት ንሓንሳብን መወዳእታን ንምስዓር ካብ መናእሰይ ልዑል ምርብራብ ትፅቢት ይግበር ከብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ ፃውዒት ኣቕሪቦመ። ሊግ መናእሰይ ክልል ጋምቤላ “ንምዕባለ ኢትዮጵያን ኣፍሪካን ዝፅዕር…

ኣብ ልዕሊ ሉእላውነት ሃገር ዝተኸፈተ ኲናት ብስሙር ቅልፅም ከንምክቶ ይግባእ-ዶ/ር ኢ/ር ነጋሽ ዋጌሾ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ሉእላውነት ሃገር ዝተኸፈተ ኲናት ብስሙር ቅልፅም ከንምክቶ ይግባእ ክብሉ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዶ/ር ኢ/ር ነጋሽ ዋጌሾ ገሊፆም። እቶም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር፥ ኣብ ሃገራዊን እዋናዊን ኩነታት ዘድሃበ ዘተ…

ኣብ ፍትሓዊ ኣጠቓቕማ ሩባ ናይል ዘድሃበ ጉባኤ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፍትሓዊ ኣጠቓቕማ ሩባ ናይል ዘድሃበ ጉባኤ ተፋሰስቲ ሃገራት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ምክትል ቀዳማይ ሚኒትርን ሚነሲትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን፣ ተፋሰስቲ ሃገራትን ተወከልቲ ትካላት እቲ ዓውዲን፣ ኣብ ተፋሰስቲ…

ህወሓት ዳግም ኲናት ምኽፋቱ ኣብ ዝባን ህዝቢ ትግራይ ብምዃን ብምባል ዕድመ ስልጣኑ ንምንዋሕ ከምዝኾነ ምሩኻት ኣቃሊዖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዳግም ኲናት ምኽፋቱ ኣብ ዝባን ህዝቢ ትግራይ ብምዃን ብምባል ዕድመ ስልጣኑ ንምንዋሕ ከምዝኾነ ኢዶም ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ዝሃቡ ምሩኻት ኣቃሊዖም። እቶም ምሩኻት ከምዝሓሩዎ ህፃናት ትግራይ እንተይተረፈ ናብ ኲናት እናኣጎደ…

ጀርመን ወፃኢ ሓይሊ ንምንካይ ዝኸውን 65 ቢሊየን ዩሮ መትከሊ እግሪ ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመን እናወሰኸ ዝመፅአ ወፃኢ ሓይሊ ንምንካይ ዝኸውን 65 ቢሊየን ዩሮ መትከሊ እግሪ ከምዝሰለዐት ኣፍሊጣ። ጀርመን እቲ ገንዘብ ዕላዊ ክትገብር ዝኸኣለት ኣውሮፓውያን ብምኽንያ ኲናት ሩሲያ ዩክሬን ምስ ዋሕዲ ቀረብ ሓይሊ እናተሃሰዩ ኣብ ዝርከቡሉ…

ብሄራዊ ማሕበር ቡን ኢትዮጵያ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ማሕበር ቡን ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጣይሹ። እቲ ማሕበር ቅድሚ ሕዚ ዝተጣየሹ ሓሙሽተ ማሕበራት ብሓባር ከምዘጣየሹዎ ተሓቢሩ። ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሻሂን ቡንን ኢትዮጵያ ዶክተር ኣዱኛ ደበላ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ…