5 ኩባኒያታት ኣብ ዓለም ለኸ ምርኢት ቴክኖሎጂ ክሳተፋ ኢየን-ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)5 ኩባኒያታት ቀፃሊ ወርሒ ጥቅምቲ ኣብ ዱባይ ኣብ ዝካየድ ዓለም ለኸ ምርኢት ቴክኖሎጂ ክሳተፋ ኢየን ክብል ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ገሊፁ።
እተን ኩባኒያታት፥ ኣፍሪኮም ቴክኖሎጂ፣ ኤክስለረንት ቴክኖሎጂ ሶሊውሽንስ፣ ኣይ ኔትወርክ ሶሊውሽንስ፣…