ደቂ ኣንስትዮ ኣባላት ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ቸኣብ ዝቕፅሉ ዓመታት ዝሐሸ ስራሕ ክንሰርሕ ይግባእ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ ጉባኤ ምስረታ ኮከስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ 3ይ ዙር ዘበን መረፃ ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ፡፡
ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ፥ ምውዳብ ሓይሊ ኢዩ፤ ምውዳብ ባዕሉ ግን ሽቶ ኣይኮነን፡፡
“ብምዃኑ ድማ እንትንውደብ…