መንግስቲ ድሕንነት ዜጋታት ንምሕላውን ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምርግጋፅን ብቖራፅነት ይሰርሕ ኣሎ – ታዬ ኣፅቀስላሴ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ድሕንነት ዜጋታት ንምሕላውን ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምርግጋፅን ብቖራፅነት እናሰርሐ ምዃኑ ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስት ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም።
ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት “ሰላምን…